ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝገብርኡ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝገብርኡ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም።
ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝኸዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ብፕሬዚዳት ፖልካጋሜ…