Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም ዝገብር ኢዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዝፀደቐ ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም መገዲ ዝኸፍት ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ ሓፈሻዊ ጉባኤ ተመድ ኣብ መበል 21 ክፍለ-ዘመን ማሕለኻታት…

ውፅኢታዊ ስራሕቲ ምርድዳእ ክብ ምባል ይግባእ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢታዊ ስራሕቲ ምርድዳእ ክብ ብምባል ኣብ ፖሊሲታትን ኣሰራርሓታትን መንግስቲ ንሕብረተሰብ ዝሓሸ ገንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገንዚቡ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣብ ዝተፈላለያ ሚኒስቴራት ዝርከቡ…

በዓላት መስቀልን ዳመራን ሃይማኖታዊ ትውፊቶም ብምሕላው ንክኽበሩ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓላት መስቀልን ዳመራን ሃይማኖታዊ ትውፊቶም ብምሕላው ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ምምሕዳር ፀፅታን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ እቲ በዓል ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር…

ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ዕንቅፋት ብምፍጣሩ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበላ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ። መተሓላለፊ ነዳዲ ኣብ ዘለዉዎም ከባቢታት ብመሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ (ሄምቲ) ዝምራሕ ጉጅለ ዕጡቕ ተውዋሪ ሓይሊ ሱዳን…

ኣብ ፕሪሚየር ሊጉ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ስሑል ሽረ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክፃወታ ኢየን። ስሑል ሽረ…

ኣብ ከይዲ ምቕራፅ ኣጀንዳታት ንሃገራዊ ዘተ ጠመተ ዝግበረሎም ዛዕባታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ምቕራፅ ኣጀንዳታት ንሃገራዊ ዘተ ጠመተ ዝግበረሎም ዛዕባታት እንታይ እንታይ ኢዮም? ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ዘተ ብምትእኽኻብን ብምቕራፅን ብዙሓት ተግባራት የካይድ ኢዩ። እቲ ኮሚሽን ብቐንዱ ካብ ኩሎም ከባቢታት…

ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኣውጊዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ግዝኣት ከይበር ፓክቱንክዋ  ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኣውጊዛ። ኣንባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ሓዊሱ ካልኦት ልኡኻት ዘካተተ ዲፕሎማቲክ ኮንቮይ፥ እቲ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም። እቲ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ብፅኑዕ…

ኢትዮጵያ መመሓየሺ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ሓቃዊ ውክልና ኣፍሪካ ብዘረጋገፀ መገዲ ንክፍፀም ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መመሓየሺ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ሓቃዊ ውክልና ኣፍሪካ ብዘረጋገፀ መገዲ ንክፍፀም ሓቲታ። ሚኒስት ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ናይ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ  …

ካብ ካሳንቺስ ንልምዓት ዝተለዓሉ ሰባት 239 ኮንዶሚኒየምን 110 ናይ መንግስቲ መንበሪን ዕፃ ኣውፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክ/ከተማ ቂርቆስ ካብ ከባቢ ካሳንቺስ ንልምዓት ዝተለዓሉ ሰባት 239 ኮንዶሚኒየምን 110 ናይ መንግስቲ መንበሪን ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ተኻይዱ። ኣብ ውሽጢ ስዱሽተ መዓልቲታት ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ 742 ተለዓልቲ…

በዓል ዳሜራ መስቀል ብድምቀት ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል 2017 ዓ.ም ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ብድምቀት ንምኽባር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ጥሙር ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጡ ብዙሓት መርሃ ግብሪታት ብዘይ…