Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ደስታ ዝተብሃለት ሮቦት ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ንምርኢት ቀሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ምስ ኣይኮግ ላብስ፣ ኢትዮ ቴሌኮም፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ራይድን ብምትሕብባር ደስታ ዝተብሃለት ሮቦት ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ንምርኢት ኣቕሪቡ። ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝበፃናዮ ደረጃ ንምርኣይን ኣብ…

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና…

ስነ ስርዓት ሶላት መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሶላት መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ብርክት ዝበሉ ሰዓብቲ እቲ እምነት ኣብ ጎደና ሰማእታት ስነ ስርዓት ሶላት የካይዱ ኣለዉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር ብዝተለመደ…

ስነ-ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ። እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት በተኸተልቲ እቲ እምነት እናተኸበረ ከምዝርከብ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…

መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር…

ህዝበ ሙስሊም ፅልኣት ተረቲዑ ሓድነትን ፍቕርን ንክነግስ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም ፅልኣት ተረቲዑ ሓድነትን ፍቕርን ንክነግስ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 1 ሺሕን 445 ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 1 ሺሕን 445 ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ኣብ መልእኽቱ፥ ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ናይ ሰላም፣ ምድግጋፍን ምትሕስሳብን መግለፂ ብምዃን ንክሓልፍ ሰናይ…

ኣብ ጎጃም ህውከት እናፈጠረ ዝነበረ ፅንፈኛ ሓይሊ ጉዳት በፂሑዎ ኣሎ – ጀኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎጃም ህውከት እናፈጠረ ዝነበረ ፅንፈኛ ሓይሊ ልዑል ጉዳት በፂሑዎ ኣሎ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮማንድፖስት ጎጃም ኣብ ከተማ…

ከንቲባ ኣዳነች ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 1 ሺሕን 445 ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን፥ እቲ በዓል ብሕውነት ዝደመቐ ሓድነትን ፍቕሪን ዝምዕብለሉ ንክኸውን…