ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ኣስታት 70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምዕራፍ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ኣስታት 70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ።
ኣብዚ ሰሙን 12 በረራታት ብምግባር ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ማእኸል መፅንሒ…