ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 569 ኣባላት ሸኔ ኢዶም ሂቦም Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል 569 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ሂቦም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ሓላፊ ዓውዲ ምክልኻልን ቁፅፅርን ሓደጋ ትራፊክ እቲ ዞባ ኮማንደር ከማል ኣማን፥ እቲ ሓደጋ ብጉድለት ጥንቃቐ ከምዘጋጠመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ላምሮት ሃገር ለኸ ብርሃን ሽምዓ ፌስቲቫል ኪነጥበበን ባህልን ኣብ ዝኾነሉ ኣገባብ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ- ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ላምሮት ሃገር ለኸ ብርሃን ሽምዓ ፌስቲቫል ኪነጥበበን ባህልን ኣብ ዝኾነሉ ኣገባብ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ 12 ሰሙናት ኣብ መንጎ 16…
ቢዝነስ ልዕሊ 235 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 235 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 29 መጋቢት ክሳብ 3 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል 169 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ኣታዊን 66 ሚሊየን ብር ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ መፅንሒ ኣረጋዊያንን ማእኸል ሕክምና ህፃናትን ዑደት ኣሳሊጦም Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ መፅንሒ ኣረጋዊያንን ማእኸል ሕክምና ህፃናትን ዑደት ኣሳሊጦም። ብተወሳኺ ኣብን ሆስፒታል ኢትዮ-ኢስታንቡል ዑደት ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ እቲ ቤት ምኽሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታንያ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ትገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጠ ዝርከብ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ናይ ምጥያሽ ስራሕ ዕዉት ንኽኸውን መንግስቲ ብሪታንያ ዝገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ዳረን ዌልች ኣረጋጊፆም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልከላ ተነቢሩወን ካብ ዝነበራ ተሽከርከርቲ እተን 58 ካብ ጅቡቲ ናብ ድሬዳዋ ተጓዓዒዘን Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጅቡቲ ብምኽዛን ናብ ሃገር ከይኣትዋ ክልከላ ተነቢሩወን ካብ ሞንጎ ዝነበራ ተሽከርከርቲ እተን 58 ካብ ጅቡቲ ናብ ድሬዳዋ ብምጉዕዓዝ ኣብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ በፂሐን። እተን ተሽከርከርቲ ውሳነ ክሳብ ዝረኸብባ ናብ ውሽጢ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Apr 12, 2024 0 ሓበራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም ስራሕ የሳልጥ ኣሎ ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም ስራሕ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ሓዊሱ፥ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ገዚያዊ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባኒያ ምፍራይ ተሽከርካሪ ኤሌክትሪክ ጉዋንዙ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከብ ሁዋጃን ሓቢሩ ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Desta Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ገዘፍቲ ካብ ዝበሃሉ ኩባኒያ ምፍራይተሽከርካሪ ኤሌክትሪክ ጉዋንዙ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከብ ሁዋጃን ሓቢሩ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እቲ ክታም፥ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ…