ዓወት ግድብ ህዳሰ ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ትምሳሌት ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዓወት ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ተምሳሌት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
1 ጳጉሜን 1 2016 ዓ.ም እዚ ዓመት መዓልቲ ምሽጋር…