ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ናይጄሪያ ኣብ ዓውዲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰብሞያን ዘካተተ ልኡኽ ናይጄሪያ ኣብ ዓውዲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ። እቲ ልኡኽ ካብ ልውውጥ ልምዲ ብተወሳኺ÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳታት ኣቢቹ እኛኣን ቅምቢትን ብበኩታ ገጠም እናለምዐ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌደራል ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ሩሲያ ከተማ ሞስኮ ኢዩ እናተኻደ ዝርከብ፡፡ እቲ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕስና ምግቢ ዜጋታት ንምርግጋፅ ሓገዝ መሓዙት ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ መንግስቲ ጃፓን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ጠሚቶም ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ሂሮ ሺባታ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ልምዓት ፍርያት ሩዝ፣ ዕምበባ፣ ኣትክልቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ኩባንያ ጀርመን ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ትካል መተሓበባሪ ቢሮ ጀርመን (ኣይ ኤፍ ኢ) ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሙ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ÷ መተሓባበሪ ቢሮ ጀርመን ዕድል ስራሕ ንምውሳኽን ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነ ዘሕለፈሎም ጉዳያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- ኣቐዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ…
ስፓርት ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክልተ ናይ መልሲ ፀወታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣርሰናል ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ማንቸስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ዘካይደኦ ናይ መልሲ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም። ጋንታ ባየርን ሙኒክ ምስ ኣርሰናል ኣብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዋና መብፅሒት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኮይና ኣላ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዋና መብፅሒት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኮይና ኣላ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ኣሜሪካ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኦርዲን በድሪ በዓል ዒድ ሸዋል ሕብረት ብዘጎልብት መልክዑ ንኽኽበር ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ርዕሰ ኣይተ ኦርዲን በድሪ በዓል ዒድ ሸዋል ባህላዊ ክብሪታቱ ሕብረትን ፍቕሪን ብዘጉልህ መልክዑ ብሰላም ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። ኣብቲ ክልል በቢዓመቱ ብልዑል ድምቀት ዝኽበር በዓል ዒድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ተወሳኺ ማዕቐብ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ኣብ ልዕሊ ኢራን ተወሳኺ ማዕቐብ ከምተንብር ኣፍሊጣ። ኣማኻ ብሄራዊ ድሕንነት ኣሜሪካ ጄክ ሱሊቫን÷ “ኣሜሪካ ኣብ ሰብ ኣልቦ ድሮንን ፕሮግራም ሚሳኤልን ኢራን ዒላማ ዝገበረ ማዕቐብ ክተንብር ኢያ” ኢሎም፡፡ ካብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕደስ ሓይሊ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕስ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ኣቡ ዳቢ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዑመር ሁሴን…