ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ምስ ፕሮግራም ኢፋድ ብምትሕብባር ዝሰርሖ ፕሮጀክት ምእላይ ሩባ ንተጠቀምቲ ሓረስቶት ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ፕሮግራም ኢፋድ ብምትሕብባር ብልዕሊ ብር 14 ሚልዮን ዝሰርሖ ፕሮጀክት ምእላይ ሩባ ንተጠቀምቲ ሓረስቶት ሳይት ኣረኪቡ።
እቲ ርኽክብ ዝተፈፀመ ኣብ ወረዳ ናዕዴር ጣብያ ላዕላይ ሕዱግ…