Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌት፥ 12:58.96 ብምእታው ነቲ ርቐት ብቐዳምነት ከምዝዛዘመ ተገሊፁ። ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ብመሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ  ብዙሓት ዓወታት…

ምስ ጃይካ ፕሮጀክት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝድግፍ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን(ጃይካ)  ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝድግፍ ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ፕሮጀክት ንኣርባዕተ ዓማውቲ ዝፀንሕ እንትኸውን፥ መንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተግባራዊ ብምግባር ተወዳዳሪነት…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ልዕሊ 24 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምሕፋስ ትልሚ ተታሒዙ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ መፍረያይነት ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ልዕሊ 24 ሚሊየን ኩንታል እኽሊ ንምሕፋስ ትልሚ ተታሒዙ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ትግራይ አፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መፍረያይነት…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሃዋሳ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ሃዋሳ ኣትዮም። ብተወሳኺ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ናብታ ከተማ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። እቶም ሰብ መዚ መንግስቲ ኣብ ዓለም ለኸ…

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢንዱስትሪታት ከተማ ሸገር ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢንዱስትሪታት ከተማ ሸገር ዑደት ኣሳሊጡ። ኣብቲ ዑደት ኣይተ ሽመልስ ሓዊሱ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፣ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖላንድ ዋርሶው በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖላንድ ዋርሶው ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ክጅምር ኢዩ። ዋርሶው ኣብ ዩኔስኮ ዝተመዝገቡ ሓድግታት ዝርከበላ፣ ማእኸል ዝነኣዱ ኪነ ህንፃታትን ታሪክን ዘበናዊነትን ኣጣሚራ ዝሓዘት ከተማ ኢያ። ስለዝኾነ መገዲ ኣየር…

ህዝቢ ጉራጌ ብዛዕባ ሓድነት ዘምሃረ፣ ሓድነት ሓይሊ ኢዩ ኢሉ ዝኣምን ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ጉራጌ ብዛዕባ ሓድነት ዘምሃረ፣ ሓድነት ሓይሊ ኢዩ ኢሉ ዝኣምን፣ ብሓድነትበዝርከብ ፀጋ ብልምዲን ህይወቱን ዝተገንዘበ ህዝቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ብዙሓት ነበርቲ ዝተረኸብሉ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ኣብ ክልል…

ማእኸል ልህቀት ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምህናፅ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ልህቀት ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምህናፅ ሎሚ መዓልቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ብገሓገዝ መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ዝህነፅ እቲ ማእኸል÷ ፅሬት ቴክኖሎጂ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምፍታሽ፣ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚን ተተሓዝቲ ተግባራትን ንምውጋን ከምዝውዕል…

ኣይተ ኣህመድ ሽዴ መበል 20 ኣኼባ ኢኒሼቲቭ ሚኒስትራት ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ባንኪ ዓለም መበል 20 ኣኼባ ኢኒሼቲቭ ሚኒስትራት ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሖም፡፡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ…

ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ንኽፍጠር ሙሁራን ግደኦም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ንኽፍጠር ሙሁራን ግደኦም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሰላም ኣገንዚቡ። እቲ ሚኒስቴር "ንዘበኑ ዝምጥን ሓርበኝነት ንህብረ-ብሄራዊ ሓድነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገር ለኸ መድረኽ ጎስጓስ ዘጀመረ…