Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ተመክሮታት ብምውሳድ ንቐፃሊ ዓወታት ምዕጣቕን ልዑል ተስፋ ምስናቕን ይግባእ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመክሮታት ብምውሳድ ንቐፃሊ ዓወታት ምዕጣቕን ልዑል ተስፋ ምስናቕን ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ 1 ጳጉሜን “ናይ ምሽጋር ዕለት” ኣመልኪቱ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ዘተን ኣፍልጦን…

እዚ ምብራቕ ኣብ መላእ ሃገር ብምውፋር ዶብ ዘኽበረ ጅግና እዚ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓደ ኣካል ሰራዊት ምክልኻል ዝኾነ እዚ ምብራቕ ኣብ ምብራቓዊ ከባቢ ሃገርና ጥራሕ እንተይተወሰነ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብምውፋሩ ዶብ ኢትዮጵያ ዘኽበረ ጅግና እዚ ከምዝኾነ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡…

ዓወት ግድብ ህዳሰ ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ትምሳሌት ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዓወት ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ተምሳሌት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። 1 ጳጉሜን 1 2016 ዓ.ም እዚ ዓመት መዓልቲ ምሽጋር…

ኣብ ኬኒያ ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 17 ተምሃሮ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣብ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 17 ተምሃሮ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ማእኸላይ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሂል ሳይድ ዘጋጠመ እንትኸውን÷ በቲ ሓደጋ ካብ ሕልፈት…

መዓልቲ ምስጋር ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን - መዓልቲ ምስጋር “ናይ ምስጋር ጥሪታት፣ ዓቕሚ ዓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት ኢትዮጵያ ንምስጋር ብዝተገበሩ ፃዕሪታት ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብቲ ከይዲ ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ዝሕሰቡሉ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው መስ ሓለፍቲ እቲ ኩባኒያ ተፈራሪሞም። እቲ…

1 ጳጉሜን  ናይ ምሽጋር ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ምሽጋር ጥሪታት፤ ዓቕሚታት ሓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን  ናይ ምሽጋር ዕለት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት እንትኽበር ኢትዮጵያ ነምሽጋር በዝተገበረ ፃዕሪታት፣ ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብ ከይዲ ዘጋጠሙ ብድሆታትን ይዝከሩ ኣለዉ።…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሕድሳት ዝተገበረሉ ቤተ መንግስቲ ሃረር መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሕድሳት ዝተገበረሉ ቤተ መንግስቲ ሃረርን ሓዱሽተ ዝረሃነፀ ኣዳራሽ ምብራቕ ጮራን መሪቖም ከፊቶም። መበል 47 ዓመት ምስረታ እዚ ምብራቕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ፡፡

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተበላሸወ መጠን ልቓሑ ናብ 6 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ክትሕት ከምዝገበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተበላሸወ መጠን ልቓሕ ካብ ዝነበሮ 57 ሚኢታዊ ናብ 6 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ከውርድ ከምዝኸኣለ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ውፅኢት ኣብ ዝሓለፉ ባለፉት 5 ዓመታት ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ሪፎርም…

ኣብ መፍረያይነት ስርናይ ዝተረኸበ ውፅኢት መርኣያ ምሽጋር ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፍረያይነት ስርናይ ዝተረኸበ ውፅኢት መርኣያ ምሽጋር ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብብርኪ ሃገር 1 ጳጉሜን 2016 ዓ.ም መዓልቲ ምሽጋር “ናይ ምሽጋር ጥሪታት፤ ዓቕሚ ሓዱሽ ብርሃን” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…