ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ውቅብቲ ኢትዮጵያ ንምፍጣር ዘኽእል ሓዱሽ ተግባርን ጉስጓስን ዕላዊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ውቅብቲ ኢትዮጵያ ንምፍጣር ዘኽእል ሓዱሽ ተግባርን ጉስጓስን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም።
ክብሪ ባህሊ ፅርየት ማሕበረሰብ ዝሓለወ ንምግባር ዝተተለመ እቲ ጎስጋስ፥ ቤተ ፈተነታት ዘመናዊ በዝኾነ መገዲ መህናፅ…