በዓል ሆሳእና ኣብ ከተማ ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነስርዓታት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሆሳእና ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወ ገዳማት ቤተክርስትያን ፅዮን ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል በብዓመቱ ብዝተፈላለዩ ስርዓታት ዝኽበር እንትኸውን፥ ሎሚ ዘበን ድማ ምእመናን ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ…