Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ንኣፍሪካ ዝገብሮ ደገፍ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ብፈተናታት ኩሉ ዝተሳገረ ዘይብዳህ ፅንዓት ምርግጋዕን ፍርያትን ኢኮኖሚ ናይ ዘቐደመ መሓዉር ሰራሕቲ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ መርኣያነት የርእይ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፥ ኣብ…

እናተረኸቡ ዝርከቡ ዓወታት ብተግባር ንህዝቢ እቲ ክልል ከሳግሩ ኣለዎም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኩሉ ዘፈር እናተረኸቡ ዝርከቡ ዓወታት ብተግባር ንህዝቢ እቲ ክልል ከሳግሩ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሰስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ ገምጋም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ማድሪድ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ተዓዊቶም። ብደቂ ተባዕቲዮ፥ ኣትሌት ምትኩ ጣፋ 2 ሰዓትን 8 ደቒቓን 58 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ። ኣትሌት ፍቅሬ በቀለ ድማ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኬኒያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ልኡኾምን ናብ ኬኒያ፣ ናይሮቢ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መማልኢ ማሕበር ልምዓት(ኣይ ዲ ኤ) ንምርካብ ኢዮም ናብታ ሃገር ተጓዒዞም። እቲ ጉባኤ ደገፍቲን…

ኣብ ረቂቕ ሰነድ ስትራቴጂ ኢ-ኮሜርስ መድረኽ ምትእኽኻብ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣብ ረቂቕ ሰነድ ስትራቴጂ ኢ-ኮሜርስ መድረኽ ምትእኽኻብ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ሚኒስትር…

ኣብ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ትምህርት ንትውልዲ ልዕሊ 25 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ ንወለዶ መሰረተ ልምዓታት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ብዝተገበረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ልዕሊ 25 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ምንቅስቓስ ናህሩ ሓሊዩ ክቕፅል ከምዝግባእ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ሓፈሻዊ…

ኣብ ዓውዲ ኣውቶሞቲቪል ናይ ሳፋሪ ተሽከርከርቲ ንምፍራይ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ምሽጢ ሃገር ንምብረትታዕን ንፍርያታት ውሽጢ ሃገር ቅድሚት ንመሃብን ብዝተቐመጠ ኣንፈት መሰረት ኣብ ዓውዲ ኣውቶሞቲቪል ናይ ሳፋሪ ተሽከርከርቲ ንምፍራይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣመራርሓን ኣባላትን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት…

ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ሰዓት 12:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተጫወተት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ወሳኒ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ተመሊሳ። በዚ ድማ ሓደ…

ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት 715 ሺሕን 324 ጉዳያት ብምትእንጋድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት 715 ሺሕን 324 ጉዳያት ብምትእንጋድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ከምዝረኸበ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት 715 ሺሕን 324 ጉዳያት ዘተኣናገደ እንትኸውን÷ ን1 ሚሊየን…

ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ብዓወት ጋንታ ኣርሰናል ተዛዚሙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ0፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ኣርሰናል ንቶተንሃም 3 ን 2 ብዝኾ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ካብ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ኣርሰናልን ንኽትዕወት ቡካዮ ሳካ፣ ካይ ሃቨርተስን ሆይቤር (ኣብ ናይ…