Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ኮሎምቢያ ብሰንኪ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ሸነኽ ኮሎምቢያ ብሰንኪ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ሰራዊት እታ ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እታ ዝተሓምሸሸት ሆሊኮፕተር ኣብ ሰሜናዊ ሸነኽ ኮሎምቢያ ንደባይ ተዋጋእቲን ኣዘዋወርቲ መዐወንቲ እፃትን ኣብ ዝተኸልከለ…

ኣብ ከተማ ሸገር ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ 510 ኩንታል ቡን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ፉሪ ብክልተ ተሸከርከርቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ 510 ኩንታል ቡን ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ። ኣዛዚ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ፉሪ ኮማንደር ፉፋ መገርሳ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ኢትዮጵያን ጣልያንን ብምትሕብባር ዝተወደቡ ገበናት ተሳገርቲ ዶብ  ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣልያንን ንትካላት ፖሊስ ሓበራዊ ስግኣት ዝኾኑ ብምትሕብባር ዝተወደቡ ገበናት ተሳገርቲ ዶብ  ንምክልኻል ተስማዕሚዐን። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ምክትል ኣዛዚ ፖሊስ ካራቢኔሪ ጣልያን ጀነራል ሪካርዶ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ዋና ፀሓፊ ውሕመን ሓላፊት ዩኤንሶምን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ሓላፊት ልኡኽቶ ድጋፍ ሶማሊያ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንሶም)ንካትሪዮና ላንግ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ኣብ ዘተኦም÷…

ብሸርፊ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ብምትካእ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሸርፊ ወፃኢ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ፍርያታት ብሃገር በቆል ፍርያታት ብምትካእ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ትልሚ 9 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2016 ብዝምልከት ምስ…

ኤልሳልቫዶር ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤልሳልቫዶር ኣብ ኣፍሪካ መበል ካልኣይ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኤልሳልቫዶር ኤሌክሳንድራ ሂል ቲኖኮ ዝተመርሐ ልኡኽ መስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዘቲዩ። ኣብቲ ዘተ…

መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ወርሒ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትሽዓተ ወርሒ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሓለፍቲ ዘፈር ዋና ቤት ፅሕፈት ከምኡ እውን ሓለፍቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልላት ተረኺቦም። ተቐባልነት…

ስራሕቲ ህንፀት ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ዝተልዓለ ህንፃ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ  ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ህንፀት ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ዝተልዓለ ህንፃ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ  ተጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ህንፀት፥ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፣ ከንቲባ…

ኣብ ኬኒያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ሓፅቢ ኪጃቤ  ዘስዓቦ ውዑጅ ልዕሊ 45 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ሓፅቢ ኪጃቤ  ዘስዓቦ ውዑጅ ልዕሊ 45 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ሰብ መዚ እታ ሃገር፥ እቲ ሓደጋ ኣብቲ ከባቢ ዝወቕዐ ሓያል ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ኢዩ ኢሎም። ብመሰረት እዚ ኣብ መንበሪ ኣባይቲን መሰረተ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ክ/ከተማ ቦሌ ወረዳ 11 ወረገኑ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝወቕዐ ዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ኣርባዕተ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ማስተር ፕላኖም ዘይተኸተሉ ህንፀታት ወሰን ሩባ ሕብረተሰብ ንሓደጋ…