Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ዓውዲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ዘተታት ተሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳሪነት ዓውዲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉን ኣብቲ ዓውዲ ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእሉን ክልቲኣዊ ዘተታት ኣብ ዶሚኒካ ሪፐብሊክ ከተማ ፑንታካና ተሳሊጦም። ኣብ ዶሜኒካ ሪፐብሊክ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ሲምፖዚየም ትካል  ኣቬዬሽን (ኣይ ሲኤኦ)…

መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ በዓል ተንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ፥ መዐቀኒ ኣዋጅ ይቕሬታ ንዘማልኡ ተሃነፅቲ ይቅሬታ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም። እቶም ተሃነፅቲ ኣብ…

በዓላት ዓርቢ ስቕለትን ፋሲካን ብሰላም ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ዓርቢ ስቕለትን ፋሲካን ብሰላም ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ኣዲስ ኣበባ መላእ ኣካላት ፀፅታ ዘሳተፈ ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ…

በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ናብ ዓዶም ዝኣትዉ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ናብ ዓዶም ዝኣትዉ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ኣቀባብላ፥ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…

1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር በረራ ብዝተሳለጠ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ዝተመለሱ ዜጋታት እቶም 1 ሺሕን 98 ደቂ ተባዕትዮ፣ 79 ደቂ ኣንስትዮ፣ 3 ህፃናት ከምኡ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ተሞክሮ ኣካፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶሚኒካን ሪፐብሊክ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል ኣቪዬሽን ትካል ድጋፍ ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ልምዲ ኣካፊላ፡፡ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብቲ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል…

ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዶርትመንድን ፓሪስ ሴንት ጀርሜይንን ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ቦርሺያ ዶርትመንድን ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጀርሜይንን ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ፀወተአን ሎሚ ምሸት ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ዶርትመንድ ሲገናል ኤዱና ፓርከ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 46 መርሚል ነዳዲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 46 መርሚል ነዳዲ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣፍሊጡ፡፡ ኣዛዚ ፖሊስ እታ ከተማ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ኣዳነ ኣለማየሁ ከምዝገለፁዎ÷ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ካብ ዝነበረ ነዳዲ እቲ 35 መርሚል…

መሰልን ረብሓን ሰራሕተኛታት ናይ ምኽባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ኢንዱስትሪ ምርግጋፅ፣ መፍረያይነት ምዕባይ፣ ድሕንነት ኣብ ስራሕን ረብሓ ሰራሕተኛታት ናይ ምኽባር ስራሕን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ሸቃሎ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 49 ግዘ…

ኣብ ቻይና ኣውራ ጎደና ብምግህማሱ ህይወት 19 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ንመዓልቲታት ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ኣብ ኣውራ ጎደና ግዝኣት ጉዋንግዶንግ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ ህይወት 19 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ዝበፅሖም ካልኦት 30 ሰባት ናብ ሆስፒታል ከምዝተወሰዱ ዝተገለፀ…