Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

መድረኽ ምድማፅ ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምድማፅ ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ዴኤታ እዮብ ተካለኝ (ዶ/ር)ን ተረኺቦም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፥ ዕላማ ምድላው ባለት 2017 ዓ.ም መሪሕ ትልሚ…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ ሰርዓታት…

ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ፥ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንግዲ እታ ሃገር…

ኣብ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሾኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሾኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካልኦት ክልተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ሓላፊ ክፍሊ ሓበሬታን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ንዝርከቡ ትሑት እቶት ዘለዎምን ዓቕሚ ዝሰኣኑን ወገናት መኣዲ ኣንጊደን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ዝግበር ደገፍ ኣብ ቀፃሊ እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ…

ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ትሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ባህርዳር ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ትሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ባህርዳር ኣትዩ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መነሃርያ ብዙሓት ዴሴታት፣ ጢስ ኣባይ ዝርከበላን ብዙሓት ሃወፅቲ ዝጓዙላን ውቅብቲ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 255 ሺሕ ክፋላት ማሕበረሰብ መኣዲ ኣንጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 255 ሺሕ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ክፋላት ማሕበረሰብ መኣዲ ኣንጊዱ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማን ትካላት…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ…

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣጎዋ ምግላል ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘቕረብኡ ፀብፃብ፥  እቲ ኣፈፃፅማ ምስ ሕሉፍ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር…