Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ "ሎሚ መዓልቲ 3 ጳጉሜን ኣብ መዓልቲ ሉኣላዊነት "ህብር…

ብሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቡኖ በደሌ ወረዳ በደሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ኣይስዙ ሰባት ሰቒሉ እንትጓዓዝ ብሰንኪ ምግልባጡ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ 14 ሰባት ህይወቶም ዝሓለፈ እንትኸውን፥ መበገሲ እቲ…

እዚ ምብራቕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። “ናይ ምብራቕ ዋግዋጎ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እዚ ምብራኽ መበል 47…

2 ጳጉሜን ናይ ሪፎርም ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሪፎርም ንዝለዓለ ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2 ጳጉሜን 2 ናይ ሪፎርም ዕለት ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ከም ሃገር ዘጋጠሙ ናይ ፖለቲካ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ስብራታት ንምፅጋን ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንምርግጋፅ ኣብ…

እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ 2 ጳጉሜን 2016 ዓ/ም፣ ናይ ሪፎርም ዕለት “ሪፎርም ንዝለዓል ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር…

ምስረታ በዓል መበል 47 ዓመት እዚ ምብራቕ ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ በዓል መበል 47 ዓመት እዚ ምብራቕ ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ናብ ምብራቕ ዋግ ዋጎ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብ ሃደር ኢማም ኣሕመድ ስታዲየም ይካየድ ኣብ ዘሎ ስነስርዓት…

ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ። "ዘላቒ ምኽታም ንትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ዝቐነየ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድመ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተመያይጦም። ክልቲኦም ኣካላት ኣብ ኢኮኖሚያዊ ርክብ እተን…

ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ሃገር መልቀቂ ፈተና 12 ክፍሊ ንምውሳድ ካብ ሞንጎ ዝተመዝገቡ 701 ሺሕን 749 ተምሃሮ 97 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ…

ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሸገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። እቶም ኣፈ-ጉባኤ ኣብ 1ይ ዓመት በዓል ምስረታ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ተገኝተው…