Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ምፍራይ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ከምዘዕበዮ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ምፍራይ ሃገር በቆል ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪታት ከምዘዕበዮ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም። እቲ ጎስጓስ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ንምትካእ፣ ናብ ወፃኢ ዝለኣኹ ፍርያታትት ብፅሬትን በዝሒን…

ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብብርኪ ሃገር ፅርየት ከባቢ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ኣጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ፥ “ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ንዝተማልአ ጥዕና” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ልምዓት ኮሪደር ስራሕቱ ብህፁፅ ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ስራሕቱ ብህፁፅ ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ሀንፀት እቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ እዋንታዊ ኩነታት…

ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ልኡኻት ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ…

ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝምራሕ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ንምግባር መቐለ ኣትዩ። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ…

ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓጋጊዝና ዝይድፋእ ዝመስል ማሕለኻ እናተሳገርና ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ብዝለዓለ ትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ በባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ…

ፑቲን ስልታዊ ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ትእዛዝ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ስልታዊ (ታክቲካዊ) ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ንጦር እታ ሃገር ትእዛዝ ከምዝሃቡ ተገሊፁ። እቲ ልምምድ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሰብ መዚ ዝፍንዉዎ ንጎንፂ ዝጋብዝ መግለፂን መፈራርሒን ስዒቡ ዝካየድ…

ጁለን ሎፔቴጉይ ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ንምዃን ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ጁለን ሎፔቴጉይ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ንምዃን ተስማዕሚም፡፡ እቲ ስምምዕነት ተፈፃሚ እንድሕር ኮይኑ ድማ ወዲ 57 ዓመት ነበር ኣሰልጣኒ ጋንታ ዎልቭስ ዳግም ናብ ፕሪሚየር ከምዝምለሱ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓመታት ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ከመዝግባ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2024 ክሳብ 2029 ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ከምዝኾነት ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ገሊፁ፡፡ ኣብ ሃገራት ዓለም ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዘፋልጥ…

እስራኤል ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ጋዛ ንኽወፅኡ ጦር እስራኤል ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብቲ ከባቢ ወጥሪ ነጊሱ ዘሎ ኣብ ጋዛ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምዕሳልን ዝተዓገቱ ንምፍታሕን ዝዓለሙ ዝርርባት ክቋረፁ ምዃኖም ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ብኻእ መዳይ…