Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

” ህብር ንሰላም”

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና ኢትዮጵያውያን ክብሪታት ሓድነትን ምክእኣልን ኣለዉና። ንነዊሕ ዓማውቲ ብሓባር ብምዃን ዝፀናሕና፣ ብሓበራዊ ተጋድሎና ዘኹርዕ ታሪክ ዘመዝገብና፣ ዘጋጠሙና ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀገማት ብሓባር ዝመከትናን ብሕብረት ዝነበርናን ህዝብታት ኢና። ልዑል…

ህብረ ብዙሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልድ ኢትዮጵያውያንን እንቋዕ ንመዓልቲ ህብር ብሰላም ኣብፀሐኩም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብዙሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልድ ኢትዮጵያውያንን እንቋዕ ንመዓልቲ ህብር ብሰላም ኣብፀሐኩም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። 4 ጳጉሜን መዓልቲ ህብሪ፥ “ህብርና ንሰላምና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ ኢሉ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ስነ-ስርዓት ሽልማት `በጎ ሰው` ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸባሉ መበል 12 ዙር ስነ-ስርዓት ሽልማት `በጎ ሰው` ይካየድ ኣሎ። ሽልማት በጎ ሰው፤ ሰናይ ተግባር ዝሰርሑ ሰባት ብምሽላምን ኣፍልጦ ብመሃብን ካልኦት ሰባት ምፍራይ ዕላማ ሒዙ በቢዓመቱ…

ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ሎሚእውን ቆራፃትን ድሉዋትን ኢና – ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ኢትዮጵያን ድሕንነት ህዝቢን ብዝተዋደደን ብዘተኣማምንን ኩነታት ንምሕላው ቆራፃትን ድሉዋትን ከምዝኾኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስን ገሊፆም። "ህብር ንኩለመዳይ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሃሳብ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ሉኣላዊነት÷ ፖሊስ…

ሉኣላዊነት ብደምን ረሃፅን ዝሕሎ ክብሪ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ብደምን ረሃፅን ዝሕሎ ክብሪ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ም/ቀ/ሚ ተመስገን÷ ሉኣላዊነት ብደም፤ ብረሃፅ ዝሕሎ ክብሪ…

ኩለመዳይ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ተሳትፎ ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ተሳትፎ ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። 3 ጳጉሜን - መዓልቲ ሉኣላዊነት ንምኽባር ሉኣላዊነት ሃገር ዝተኸፈለ ዋጋ ክብሪ ብመሃብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታ ንዝተዳፈሩ አሕፊራ መሊሳ ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታ ንዝተዳፈሩ አሕፊራ መሊሳ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዝብል ሽም ካብ ጥንቲ ክሳብ ሎሚ ብቀጥታ ምስ…

መላእ ኢትዮጵያዊያን እንኳዕ ን3 ጳጉሜ መዓልቲ ሉኣላዊነት ብሰላም ኣብፀሐኩም ! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፊ። እቲ ዕለት፥ “ህብር ንኩለመዳያዊ ሉኣላዊነት” ብዝብል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ…

ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

"ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና። ናይ ግዝኣት ሉኣላውነት ንበይኑ ደው ከምዘይብል ግን ተረዲእና ኣለና። ሉኣላውነት ኩለ መዳይ ክኸውን ኣለዎ። ናይ ምግቢ ሉኣላዊነት፣ ናይ ቴክኖሎጂ ሉኣላዊነት ፣ ናይ በጀት ሉኣላዊነት፣ ናይ ሃገር ሉኣላዊነት ብፅንዓት ደው ዘብሉ ኢዮም። እዞም ናይ…

3 ጳጉሜን – መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ጳጉሜን - መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ሲዳማ፣ ጋምቤላ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያን ማእኸላይ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ ዕለት "ህብር ንኹለመዳያዊ ሉኣላዊነት" ብዝብል…