Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ሉኣላዊነታን ምዕባለኣን ዝተረጋገፀ ዴሞክራሲያዊት ኢትዮጵያ ምህናፅ እንኽእል ብህብር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ዝነገሰላ ጠንካራ፣ ሉኣላዊነታን ምዕባለኣን ዝተረጋገፀ ዴሞክራሲያዊት ኢትዮጵያ ምህናፅ እንኽእል ብህብር ኢዩ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ናይ ዴሞክራሲ ስርዓት ህንፀት ማእኸል ምትሕብባር ሓላፊን ምክትል ናይ ብልፅግና ፓርቲ ፕሬዚዳንትን…

ኢትዮጵያውያን ንዘበናት ሓሊዮም ዘፅንሕዎ ከብሪ ሓድነት ብምጉልባት ንሰላም ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንዘበናት ሓሊዮም ዘፅንሕዎ ከብሪ ሓድነት ብምጉልባት ንሰላም ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። እቶም ኣቦታት ሃይማኖት መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤተ ክህነትን…

ዝሓሸ ውፅኢት ንክምዝገብ ብሓባር ደው ብምባል ንዝሓሸ ስራሕ ክንዳሎ ኣለና- ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝሓሸ ውፅኢት ንክምዝገብ ብሓባር ደው ብምባል ንዝሓሸ ስራሕ ክንዳሎ ኣለና ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ሎሚ 4 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ዝኽበር ዘሎ…

ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምሽግጋር ኩላትና ግደና ንዋፃእ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምሽግጋር በቢዘርፍና ዘለና ኣካላት ኩላትና ግደና ንዋፃእ ክብል ናይ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊትን ናይ ካቢኔ ጉዳያት ሚኒስትርን ኣለምፀሐይ ጳውሎስ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ምስ ሓይሊ ሓላዋ ሪፐብሊክ ደቂ…

ኤሎን መስክ ክሳብ 2027 ዓ.ም.ፈ ፈላማይ ትሪሊየነር ክኸውን ይኽእል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካዊ በዓል ሃፍቲ ዓለም ኤሎን መስክ ክሳብ 2027 ዓ.ም.ፈ ፈላማይ ትሪሊየነር ክኸውን ይኽእል ኢዩ ክብል ግሎባል ኢዱኬሽን ፀብፂቡ። ህንዳዊ  ጓታም ኣዳኒ፣ ኣሜሪካዊ በዓል ዋና ኩባኒያ ኒቪዲያ ጆንሰን ሁዋንግን ኢንዶኔዥያዊ ፕራጆጉ ፓንጊስቶን…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ትሑት  ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ንዘባፅሖም ህፃናትን መኣዲ ኣንጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ትሑት  ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ንዘባፅሖም ህፃናትን መኣዲ ምእንዶም እቲ ቤት ፅሕፈት ገሊፁ።

ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንፅባሕ እወንታዊ ፍረ ሎሚ ዝዝራእ ዘርኢ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንፅባሕ እወንታዊ ፍረ ሎሚ ዝዝራእ ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ሰመር ካምፕ ናይ 2024 ሰልጠንቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ብምርካብ ንተመረቕቲ ሰገናትን መናእሰይን…

ዋልያታት ኣብ 2025 መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሞሮኮ ካልኣይ ዙር ፀወተኦም ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልያታት ኣብ 2025 መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሞሮኮ ካልኣይ ዙር ፀወተኦም ምስ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ከካይዱ ኢዮም። እቲ ፀወታ ፅባሕ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ብሄራዊ ስታዲየም ቤንጃሚን ምካፓ ኢዮም ከካይዱ። ኣብ ህማምን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ልዕል 500 ሺሕ ዓቕሚ ንዘይብሎም መኣዲ ኣንጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ልዕል 500 ሺሕ ዓቕሚ ንዘይብሎም፣ ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብ ትሑት ናብራ ዘለዉ ሰራሕተኛታት መንግስቲን መኣዲ ኣንጊዱ። ነዚ ዝጠመተ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ…

” ህብር ንሰላም”

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና ኢትዮጵያውያን ክብሪታት ሓድነትን ምክእኣልን ኣለዉና። ንነዊሕ ዓማውቲ ብሓባር ብምዃን ዝፀናሕና፣ ብሓበራዊ ተጋድሎና ዘኹርዕ ታሪክ ዘመዝገብና፣ ዘጋጠሙና ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀገማት ብሓባር ዝመከትናን ብሕብረት ዝነበርናን ህዝብታት ኢና። ልዑል…