ብዕጥቂ ዝተሓገዙ ጎንፅታት ምውጋድ ንንፁሃን ኣብ ምሕላው ዝሓሸ ኣማራፂ ከምዝኾነ ቻይና ኣገንዚባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዕጥቂ ዝተሓገዙ ጎንፅታት ምውጋድ ንንፁሃን ኣብ ምሕላው ዝሓሸ ኣማራፂ መፈትሒ ከምዝኾነ ቀዋሚ ልኡኽ ቻይና ኣብ ወድብ ሕቡራት መንግስታት ፉ ኮንግ ኣገንዚቦም።
ቤት ምኽሪ ውሕመ ብዕጥቂ ዝተሓገዙ ጎንፅታት አንትካየዱ ንፁሃን ዜጋታት ከመይ ሓለዋ…