ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ናይ ምኽክር ምዕራፍ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ኢትዮጵያ ናይ ምምሕዳር ከተማ (ክልላዊ) ምኽክር ምዕራፉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ 21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ዝጅምር ምዕራፍ ዝውገኑ ሰለስተ ቀንዲ ቀንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ተዓዊቶም Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ሁዋዌ ተዓዊቶም። ኣብ ቻይና ከተማ ሼንዘን ብትራክ ኮምፒውቲንግ ዝተሳተፉ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ሳልሳይ ሽልማት ምስ ጉጅለ ማሌዢያ፣ ሜክሲኮን ኬንያን ተማቒሎም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦረና ኣብ ልዕሊ መራሒ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦረና ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ጃጋል ጋሞ ቤስት ወይ እውን ዳዳቻ ሻሬ ዝበሃል መራሒ እቲ ጉጅለ ስጉምቲ እንትውሰድ ካልኦት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኢዶም እናሃቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ሓደ ኮር ሰራዊት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንእሰይ ብሰናይ ስነ ምግባር ዝሃነፀን ኣፍራዪን ዜጋ ንኽኸውን ተዋዲድካ ምስራሕ ይግባእ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር ) Gebremariam Weldegerima May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ብሰናይ ስነ ምግባር ዝሃነፀን ኣፍራዪን ዜጋ ንኽኸውን ተዋዲድካ ምስራሕ ከምግባእ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን። እቲ ሚኒስቴር ዘሰናደኦ ኣብ ምክልኻል ፀረ-መዕወኒ ሓሽሽን ኣሉታዊ ልማዳዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ሰሜን ኮሪያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 27 ግንቦት 4 ሰነ ኣብ ዘሎ ግዘ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ንጃፓን ኣፍሊጣ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ፈላማይ ሳተላይት ስለላ ከምዘሕምበበትን ብሰፊሑ ከምዝኾነነትን ይዝክር፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ንማእኸል መሓብሓቢ ኣረጋውያን፣ ሕማማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ሓገዝ ኣምቡላንሳት ኣበርኪቱ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብሓገዝ ዝረኸበን ኣምቡላንሳትን ሞተር ሳይክልን ንማእኸል መሓብሓቢ ኣረጋውያን፣ ሕማማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። ነቲ ሓገዝ ዘረከቡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፎረም፥ ሚኒስትር ነግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ…
ቢዝነስ ጉባኤ ሴክተር ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጉባኤ ሴክተር መባል ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ገምጋም ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ እቲ መድረኽ ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ሴክተር ዘቐመጦም ኣንፈታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ እቶም ከንቲባታት ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ክልላዊ ኣመራርሓ ኣመራርሓ ይሳለፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካላትን መለዋወጢ ናውቲን ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሽናል ኮርፖሬሽን ልምዕት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣካላትን መለዋወጢ ናውቲን ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ስምምዕነት…