Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ልኡኽ ኢንቨስትመንት ፓኪስታን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንምዕዛብ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ልኡኽ ኢንቨስትመንት ፓኪስታን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣካይዱ። ነቶም ኣባላት ሓፈሻዊ ከይዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ዝጠመተ መብርሂ ከምዝተገበረሎም ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት…

ሃገሮም ብውትድርና ንምግልጋል ዝደለዩ መናእሰይ ናብ ትካል መሰልጠኒ ተፋኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ኣብ 2016 ዓም ካልኣይ ዙር ምልመላ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሃገሮም ብውትድርና ንምግልጋል ዝደለዩ መናእሰይ ናብ ትካል መሰልጠኒ ተፋኒዮም። ኣብቲ እዋን ምፍናው ርኢቶኦም ዝሃቡ መናእሰይ÷ ”ናብ ራዊት ምክልኻል ዝተፀምበርና…

ጎስጓስ “ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ኣብ ክልል ኣምሓራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ መርሃ ግብሪ ምጅማር ጎስጓስ "ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ" ኣብ ከተማ ባህርዳር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም። ኣይተ ኣረጋ…

ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ኣምባሳደር ኲዌት ኣብ ኢትዮጵያ ናይፍ ሃኘስ ኣል ኦይታይቢ ክታሞም ኣምቢረሙሉ። እቲ ስምምዕነት፥…

ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮያውያን ከም ባህሊ ክሳብ ዝቑፀር ብትግሃት ብምስራሕ ሓምለዋይ ዝለበሰት ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮያውያን ከም ባህሊ ክሳብ ዝቑፀር ብትግሃት ብምስራሕ ሓምለዋይ ዝለበሰት ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኢትዮጵያ ኩለን…

ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ናይ ምኽክር ምዕራፍ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ኢትዮጵያ ናይ ምምሕዳር ከተማ (ክልላዊ) ምኽክር ምዕራፉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ 21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ዝጅምር ምዕራፍ ዝውገኑ ሰለስተ ቀንዲ ቀንዲ…

ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ሁዋዌ ተዓዊቶም። ኣብ ቻይና ከተማ ሼንዘን ብትራክ ኮምፒውቲንግ  ዝተሳተፉ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ሳልሳይ ሽልማት ምስ ጉጅለ ማሌዢያ፣ ሜክሲኮን ኬንያን ተማቒሎም። እቲ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦረና ኣብ ልዕሊ መራሒ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦረና ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ጃጋል ጋሞ ቤስት ወይ እውን ዳዳቻ ሻሬ ዝበሃል መራሒ እቲ ጉጅለ ስጉምቲ እንትውሰድ ካልኦት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኢዶም እናሃቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ሓደ ኮር ሰራዊት እዚ…

መንእሰይ ብሰናይ ስነ ምግባር ዝሃነፀን ኣፍራዪን ዜጋ ንኽኸውን ተዋዲድካ ምስራሕ ይግባእ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር )

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ብሰናይ ስነ ምግባር ዝሃነፀን ኣፍራዪን ዜጋ ንኽኸውን ተዋዲድካ ምስራሕ ከምግባእ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን። እቲ ሚኒስቴር ዘሰናደኦ ኣብ ምክልኻል ፀረ-መዕወኒ ሓሽሽን ኣሉታዊ ልማዳዊ…

ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ሰሜን ኮሪያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 27 ግንቦት 4 ሰነ ኣብ ዘሎ ግዘ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ንጃፓን ኣፍሊጣ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ፈላማይ ሳተላይት ስለላ ከምዘሕምበበትን ብሰፊሑ ከምዝኾነነትን ይዝክር፡፡…