ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ዊንስተን ፒተርስ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዝውገኑ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ስለዘለዋ ኣብቲ ዓውዲ ምትእስሳር ንምፍጣር ክንሰርሕ ኢና – ልኡኽ ፓኪስታን Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ስለዘለዋ ኣብቲ ዓውዲ ምትእስሳር ንምፍጣር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ኣባላት ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ገሊፆም። ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)ን ፓኪስታን ኣባላት ልኡኽ ንግዲን ኢንቨስትመንትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ፅዕነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ልዕሊ 160 ሺሕ ቶን ፅዕነት ካብ ከተማ ሌዥ ናብ ዝተፈላለያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ-ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ-ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ። ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ዓመት ክልተ ግዘ ጉባኤ የካይድ። እቲ ቀዳማይ ጉባኤ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝግበር…
ስፓርት ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ናብ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኢትዮጵያ ብምውካል ናብ ዝሳተፍ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ። እታ ኣትሌት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ 8 ግንቦት ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ብማራቶን ዝውክሉ ኣትሌታት ሽም ዝርዝር ዕላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ናይ ዘተ ምዕራፍ ኣብ ዝቕፅል ጉባኤ ዘተ ንዝለዓሉ መሰረታዊ ጉዳያት ቁልፊ ግደ ኣለዎ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ክልላዊን ምምሕዳር ከተማን ዘተ ምዕራፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ÷ እቲ ኮሚሽን ብሕቶ ምሁራን፣ ልሂቃንን ዝተፈላለዩ ትካላት ፖለቲካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ኣፍሊጦም። ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ዘካተተ ልኡኽ ምንቅስቓስ ስራሕቲን መሰረተ ልምዓትን ፓርክ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ፣ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ መላኩ ምትሕብባር መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዓውዲ ምፍራይ ንምዕባይ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዓውዲ ምፍራይ ንምዕባይ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝረኣዩ ፀገማት ዝጠመተ መድረኽ ምይይጥ መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ይካየድ ኣሎ። ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህልወን ጥንኩር ስርዓት ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ የድሊ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህሉ ክፍፍል ኣታዊን ምምሕልላፍ ስልሒትን ግልፂን ሓበራዊ ተረባሕነት መሰረት ዝገበረ ክኸውን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን÷ ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ ክፍፍልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ። ፈለማ ንልዝብ ዝቐርቡ ተሳተፍቲ ብዘተን ምይይጥን ሓሳባት ኣጀንዳ…