Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 140 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ጉድኣት ኣካላትን ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ዝስርሑ ስራሕቲ  ልምዓታት ንደቂ ሰባት ተስፋ ዘህቡን ፅዕንቶ ናብራ ዘቃልሉን ንክኾኑ ሰብ ተኮር ስራሕና ብተግባር ዝገልፅ ኢዩ ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ “በጎነት” ብዝብል ስያመ ዝተሃነፁ…

ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ምጅማሩ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ምስቲ ኮርፖሬሽን ውዕሊ ስምምዕነት ብምኽታም ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ስራሕቲ ቅድመ ኦፕሬሽን ክገብር ከምዝፀንሐ…

ካብ ንግዲ ወፃኢ ወርቂ 274 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ወርቂ 274 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ዕደና ኣፍሊጡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እቲ ሚኒስቴር የዳምፅ ኣሎ። ሚኒስትር…

ኣብ ቴል ኣቪቭ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቴል ኣቪቭ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ተቓወምቲን ደገፍቲን መንግስቲ ኤርትራ ብዝብል ኣብ ክልተ ጉጅለ ብዝተኸፈሉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተፈጠረ እንትኸውን÷…

ኢትዮጵያ ኣብ እናዓበያ ዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕናን ንምቕራብ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ እናዓበያ ዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕናን ብዝተማለአ መልክዑ ንምቕራብ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓዊሱ ዝምልከቶም መሓዙትን መዳርግቲ ኣካላትን ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪባ። ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ እናተኻየደ ብዘሎ…

ተወከልቲ ሕብረተሰብ ኣብ ሓሳባት ኣጀንዳ ዝገብርዎ ዘለዉ ዘተ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ዘቑፀረን ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተሓባብሮ ዘሎን ምዕራፍ ልዝብ ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ። ካብ ትማሊ 21 ገንቦት 2016 ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ ኣብ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ተሳተፍቲ ክፋላት ሕብረተሰብ ብጉጅለ…

ጎስጓስ ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ኣጀሚረሙዎ። ኣይተ ደስታ÷ኣብ ፅሩይ ከባቢ ምንባር ልዑል…

1 ሺሕን 174 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገቶም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ብዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 174 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ንተመለስቲ ዜጋታት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲን ማእኸላት መፅንሒን ግቡእ ሓገዝን…

ቪንሴንት ኮምፓኒ ኣሰልጣኒ ጋንታ ባየር ሙኒክ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናት ጋንታ ባየር ሙኒክ ንቤልጂማዊ ቪንሴንት ኮምፓኒ ብኣሰልጣኒነት ከምዝሾመቶ ኣፍሊጣ፡፡ ኮምፓኒ ንጋንታ ባየር ሙኒክ ብሓላፍነት ተረኪቡ ዘሎ÷ ነበር ኣሰልኒ እታ ጋንታ ዝነበረ ቶማስ ቱሄል ምስንባታ ስዒቡ ኢዩ፡፡ በዚ ድማ ኣሰልጣኒ…

ዩክሬን ካብ ኣውሮፓ ተወሳኺ ሓገዝ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፑቲን ንሩሲያን ምንካእ ከምዘይከኣል እናጠንቀቑ ኣብ ዝርከቡሉ እዋን  ዩክሬን ካብ ኣውሮፓ ተወሳኺ ሓገዝ ከምዝረኸበት ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝገበሩዎ ዑደት ኣብ ፖርቹጋል ንምዝዛም ናብ…