Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፋኦ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል መግብን ግብርናን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ፥ ምቕራብ ደገፍ ቴክኒክ፣ ኮሪደራት መስኖ፣ መምርሒታትን ማዕቐፋት ሕጊን ፕሮጀክት ፍላግሺፕ…

ኤንዞ ማሬስካ ኣሰልጣኒ ጋንታ ቼልሲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 44 ዓመት ጣልያናዊ ኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ንጋንታ ቼልሲ ብዋና ኣሰልጣንነት ንምምራሕ ብዕሊ ክታሙ ኣንቢሩ፡፡ ካብታ ጋንታ ንዝተሰናበተ ኣሰልጣኒ ሞሪሲዮ ፖቼቲኖ ብምትካእ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2029 ነታ ጋንታ ንምስልጣን ዝፈረመ…

ኣብ ትግራይ ብወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ክትከል ኢዩ-እያሱ ኣብርሃ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ንምትካል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ንቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጰያ ን16 ሓፈሻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ነፍሲወከፈን ዘውዕል 10 ላፕቶፕን 3 ራውተርን ብሓገዝ ንቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ከምዘረከበ ተገሊፁ። ኣብ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ጊዚያዊ ሓላፊ ዝምድናታትን ቁፅፅር ቢዝነስን ኣይተ ሲሳይ…

ካብ መስቀል ኣደባባይ ናብ ቦሌ ዝወሰድ መገዲ ብምኽኒያት ስራሕቲ ልምዓት ብኽፋል ከምዝዕፆ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መስቀል ኣደባባይ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝወስድ መገዲ ብምኽኒያት ስራሕቲ ልምዓት ብኽፋል ከምዝዕፆ ተገሊፁ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደርን ምንፃፍ ፀሊም ፅርግያን እቲ መገዲ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ኮይኑ ኣሎ።…

ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ንዜጋታት ናብ ክሳራ የቃልዑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝበፅሕ ጉድኣትን ክሳራን ንምክልኻል እናተሰርሐ ይኹን እምበር ሕዚ እውን ዘይሕጋዊ ደለልቲ ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናብፅሑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ዜጋታት ዝሐሸ ኣታዊ ንምርካብ፣ ናብራኦም ንምምሕያሽን…

ዓለም ለኸ ኦዲት ድሕንነት ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኦዲት ድሕንነት ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ብሰብ ሞያ ኦዲት ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል አቪዬሽን/ኣይ ሲ ኤ ኦ/ ዝካየድ እቲ ኦዲት፥ ድሕሪ 12 ዓመታት ንፈለማ እዋን ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ። ምክትል ዋና…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ጊኒ ቢሳው ኣምሪሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ቢሳው ትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ንምግባር ናብ ከተማ ቢሳው ኣምሪሓ። 23 ተፃወትቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብቶጎ (ሎሜ) ኣቢሉ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ከተማ ቢሳው…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት ዓለም እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊድን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ወናኒ ክብረ ወሰን ዓለም ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ 8 ደቒቕ…

መናእሰይ ጊዘኦም ብምንባብን ወለንታዊ ኣገልግሎትን ንከሕልፉ ብዕቱብ ክንሰርሕ ይግባእ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ምንባብ ባህሊ መፃሕፍቲ እውን ኩሉ ግዘ ኣብ ገዛ ዝርከቡ ንክኾኑ ከም ሃገር ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዝሰኸነ፣ ዝሓስብን…