Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ወኪላት መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንደኦም በቢክፋሉ ይውድቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወኪላት መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንደኦም በቢክፋሉ ይውድቡ ከምዘለዉ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተግብሮ ዘሎ ኣጀንዳ ናይ ምትእኽኻብ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ሻውዓይ መዓልቱ ሒዙ ኣሎ። ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት…

ተጊህና እንተሰሪሕና ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ክንርእይ ኢና – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባርን ትግሃትን እንተሰሪሕና ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ክንርእይ ኢና ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣገንዚበን። ቀዳማይ ምዕራፍ መዛዘሚ ኣፈፃፅማን ካልኣይ ምዕራፍ ቀፃሊ ኣንፈትን ጠመተ ዝገበረ ኣብ…

ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኻት ቢዝነስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከሳልጡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንግዲ ስዑዲ ዓረብ ዝተመርሐ 79 ኣባላት ዘካተተ  ጉጅለ ልኡኻት ነግዲን ኢንቨስትመንትን ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዘሳልጡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብዩ…

ጃፓን ንነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ ልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኢትዮጵያ ንዘካይዶ ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ምታሕን መሊስካ ናይ ምጥያሽን ተግባር ልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ነበር ዕጡቓት ዕጥቂ ምፍታሕ ሓዊሱ መሊስካ ምስ ምጥያሽ ተተሓሒዙ ንዝውግኖም…

ዓለም ለኸ ሕጊ ጥዕና ንሃንደበታዊ ለበዳ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ይሕግዝ ኢዩ- ዶ/ር መቅደስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕያሽ ተገይሩሉ ዝፀደቐ ዓለም ለኸ ሕጊ ጥዕና ንሃንደበታዊ ለበዳ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ይሕግዝ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ኣብ ጄኔቫ ስዊዘርላንድ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 77 ጉባኤ ጥዕና…

መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንዳታቶም ፈልዮም ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናካየዶ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 6ይ መዓልቱ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ፡፡ ሓሙሽቲኦም መዳርክቲ ኣካላት ዘተ ትማሊን ሎሚ መዓልቲ ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ዝነበረ መርሃ-ግብሪ ናይ ኣጀንዳ…

ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቡን 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ 210 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያ ናብ…

ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር) ገሊፆም። ‘’ዝተቐላጠፈ ምሕዝነት ንልምዓት ዝሕደስ ኢነርጂ ኣብ ኣፍሪካ’’ ብዝብል…

መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ካልኦት…

ሜክሲኮ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት መሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላውዲያ ሺንባም ኣብ ታሪኽ ሃገረ ሜክሲኮ ብልዑል ድምፂ ብምስዓር ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብምዃን ተመሪፀን። ክላውዲያ ሺንባም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ጥቅምቲ ንኣንድሬስ ማኑኤል ሎፔዝ ኦብራዶርን ብምትካእ ፕሬዚዳንት ክኾና…