Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ም/ ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዘሎ ምንቅስቐስ ስራሕ ብዝምልከት ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሙያን ፌዴሪኢ ዝተሳለጡ ስራሕቲ ልምዓትን ውፅኢታት ኢኖቬሽንን ርእዮም።…

ፈላማይ ጉባኤ ባዮቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘሰናደአቶ ፈላማይ ጉባኤ ባዮቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር)፥ ኩለ መዳይ ምዕባለ ሃገር ዕላዊ ንምግባር ንሳይንስን ቴክኖሎጂን ጠመተ ሂቡ ምስራሕ ከምዘድሊ…

መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ። ካብ 28 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ሐዚ ኣብ ስራሕ ብዘለዎ ዋጋ ከምዝቕፅል ምውሳኑ ኣብ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ዝረኸብናዮ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕጋዊ ውዕል ምዝገባ ኣካራይን ተኻራይን 1 ሰነ 2016 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕጋዊ ውዕል ምዝገባ ኣካራይን ተኻራይን 1 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ቢሮ ምምሕዳርን ልምዓትን ኣባይቲ ኣፍሊጡ። ኣዋጅ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ክራይ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ክራይ ገዛ ንምፍታሕ ከምኡወን ፈትሓዊ…

ባንኪ ዓለም ኣብ ምምሕያሽ ተግባራት እቶት ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ዓውዲታት ትኹረት ተባሂሎም ኣብ ዝተለለዩ ተግባራት ምምሕያሽ እቶት ደገፍ ከምዝገብር ተገሊፁ። ሃገራዊ ተግባራት ምምሕያሽ እቶት ዕዉታት ንክኾኑ ዘኽእል ዘተ ኣብ መንጎ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር እቶትን ተሳሊጡ። ሚኒስቴር እቶት ሃገራዊ…

ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ምፍላይ ኣጀንዳ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ 7 መዓልቲታት ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ምፍላይ ኣጀንዳ ዛዕባ ዘተ ኣዲስ ኣበባ ብዕዉት ተፈልዩ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ…

መመሓየሺ ኣዋጅ ምርጫ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ ምግባር ምርጫን ኢትዮጵያ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መመሓየሺ ኣዋጅ ምርጫ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ ምግባር ምርጫን ኢትዮጵያ ኣፅዲቑ። ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ እቲ ባይቶ ተስፋዬ በልጅጌ፥ ምምሕያሽ እቲ ኣዋጅ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ስልጣን ንምሓዝ ዝደሊዩ ሓይሊታት ሕጋዊን…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሲ 40 ከተማታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሲ 40 ከተማታት ምስ ዝኾኑ ማርክ ዋትስ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ሲንጋፖር ዓለም ፎረም ከተማታት እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ምስዚ ተተሓሒዙ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ኮሪያን ኢኮኖሚያዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምሕያል ቃል ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ኮሪያን ኢኮኖሚያዊን ፋይናንሳዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምሕያል ቃል ኣቲየን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ተተካኢ ምክትል ሚኒስትር ኢኮኖሚን ፋይናንስን ሪፐብሊክ ኮሪያ ኪም ባይንግ-ህዋን ዘቲዮም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፥…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ኮሪያን ኣብ ዕድል ትምህርቲ፣ ልውውጥ ልምዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ከምኡ እውን ኣብ ጉዳይ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…