Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ብሄራዊ ማእኸል እፅዋት ሲንጋፖር ኣብ ዝተሳለጠ ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን  ኣብ ሲንጋፖር ፈላማይ ዕለት ዑደቶም ኣብ ብሄራዊ ማእከል እፅዋት ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም።  ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ኣብ መንጎ…

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ፋሬሲን፥ ፎርም ወርክ ኣልሙኒየም ንፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ፋሬሲን ጣሊያን ፎርም ወርክ ኣልሙኒየም ንፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ኩንትራት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎን ዋና ዳይሬክተር ኩባንያ…

ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ሆቴልን ካልኦት ኣገልግሎታት ቱሪዝምን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ በዓል 5 ኮከብ ሆቴልን ካልኦት ኣገልግሎታት ቱሪዝምን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም። ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ሳዑዲን ንዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ብዝምልከት…

ብጄኔራል ኣበባው  ዝተመርሐ ልኡኽ ጂቡቲ ኣቲዩ ኣብ መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ጂቡቲ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ንምርካብ ጂቡቲ ኣቲዩ። እቲ ክብረ በዓል ሚኒስትር ምክልኻል ጂቡቲ ሓሰን ኦመር መሓመድ ሓዊሱ ላዕለዎት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ “እንኳዕ አሐጎሰኩም” ብምባል ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ “እንኳዕ አሐጎሰኩም” ብምባል ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሳልሳይ ምርጫ ንዝተዓወቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ኢኮኖሚያዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ኣብ ፋይናንስን ኢኮኖሚን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፃት ከምዝኾና ኣረጋጊፀን፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር ቤት ፅሕፈት፣ ብሄራዊ ልምዓት ሪፐብሊክን ሚኒስትር ገንዘብን ኢንድራኒ ራጃህ ተዛቲዮም፡፡…

ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ሓደሽቲ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምጥንኻርን ከምዝተስማዕማዓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ንኽዛዘም ቻይና ትገብሮ ሓገዝ ብ26 ሃገራት ሓገዝ ረኺነቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ንኽዛዘም ቻይና ትገብሮ ፃዕሪ 26 ሃገራት ሓገዘን ከምዝገለፃ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ከምዝገለፁዎ÷ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ፖለቲካዊ መፍትሒ ንኽረክብ ብቻይናን…

ስዑድ ዓረብ ኣበ መሰረተ ልምዓት ባቡርን ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየርን ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑድ ዓረብ ኣበ መሰረተ ልምዓት ባቡርን ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየርን ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዴንጌ ቦሩ÷ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኣብ ዝተኻየደ ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ጊጋ ዋት ሰዓት ሓይሊ ኣፈልፊሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ጊጋ ዋት ሰዓት ሓይሊ ከምዘፈልፈለ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብክልተ ተርባይናት ሓይሊ እናፈልፈለ ዝርከብ እቲ ግድብ÷ ኣብ ዝሓለፉ ኣሰርተ ኣዋርሕ ካብ ትልሚ…