Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ-ልኡኽ ስዑዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ ክብል ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ስዑዲ ዓረብ ገሊፁ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብ ቢሸፍቱ ዝርከብ ትካል ኣፍራዪ ቀለብ እንስሳት ኣለማ…

ን10 ሺሕ መናእሰይ ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን10 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ሽዱሽተ ዩንቨርስታት ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ ዝካየድ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ጃይካ፣ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ፣ ሱሚቶምን ትካል ቴክኖሎጂ ዕዳጋን…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ካብ ተሓጋዛይነት ንውፃእ ዝብል “ኣብዮት” ክንጉስጉስ ኣለና ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጡሩነህ ካብ ተሓጋዛይነት ንውፃእ ዝብል “ኣብዮት” ክንጉስጉስ ኣለና ከብሉ ኣገንዚቦም። ተፈጥሮኣዊ ይኹን ሰብ ስራሕ ሓደጋ ዘይተርፍ ኢዩ ብምባል፥ ነዚ ድማ ሓደጋ ብናይ ገዛእ ርእሲ ዓቕሚ ናይ ምምሕዳርን ምሽካምን…

ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ዝገብርዎ ደገፍ ንክቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ደገፍ ኣጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብዝገበርዎ ርብርብ…

ምልዓተ-ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ርክበ ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልዓተ-ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ርክበ ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ፥ ምዝዛም እቲ ጉባኤ ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ካብዚ…

ሰብኣዊ ደገፍ ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ናይ ምሽፋን ስራሕ ጀሚርና -ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ደገፍ ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ናይ ምሽፋን ስራሕ ጀሚርና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪን…

ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብሽርክና ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብሽርክና ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን ኝስ ጉጅለ ትራንስፖርቲን ኢነርጂን ባንኪ ዓለም ዘቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ…

ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ትራንስፖርት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ትራንስፖርት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ከልቲኣዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምኽታሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤተ መንግስቲ  ሪፐብሊክ…

መንግስቲ ጃፓንን ዩኒሴፍን ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 38 ሚልየን ብር ፅገናን ምስፍሕፋሕን ኣብያተ ትምህርቲ ከሳልጡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ መንግስቲ ጃፓን(ጃፓን)ን ዩኒሴፍን ብሓባር ብምዃን ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣቢያ ነጋሽ ብልዕሊ 38 ሚልየን ፅገናን ምስፍሕፋሕን ኣብያተ ትምህርቲ ከምዘሳልጡ ተገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ብሄራዊ ማእኸል እፅዋት ሲንጋፖር ኣብ ዝተሳለጠ ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን  ኣብ ሲንጋፖር ፈላማይ ዕለት ዑደቶም ኣብ ብሄራዊ ማእከል እፅዋት ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም።  ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ኣብ መንጎ…