ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ኣብ 5ይ ደረጃ ተቐሚጣ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ኣብ ሓምሻይ ደረጃ ተቐሚጣ። ከም ሓሬታ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ሓምሻይ ደረጃ ዝሓዘት 205.1 ቢሊየን ዶላር ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነት ምርግጋፅ ዝከኣል ካብ ተሓጋዛይነት ኣተሓሳስባ ምውፃእ እንትከኣል ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነት ምርግጋፅ ዝከኣል ካብ ተሓጋዛይነት ኣተሓሳስባ ምውፃእ እንትከኣል ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፤ ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝፈረሱ ኣባይቲ መተካእታ ንዝህነፅ ህንፃ እምነኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብምዃን ብምኽንያት ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እናኸፈለትልና ንትርከብ መስዋእትነት ነመስግን- ፕሬዚዳንት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ፕሬዚዳንት ኣብዲኣዚዝ ሓሰን ለፍተግሬን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ምኽባር ሰላም ተዋፊሩ ኣብ ባይድዋ ንዘሎ ህዝቢ ሶማሊያ ሰላሙ ንምርግጋፅ እናኸፈሎ ዝርከብ መስዋእትነት ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 875 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)875 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመለሱ እቶም 18 ትሕቲ ዕድመ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ነቶም ተመለስቲ ግቡእ ክንክን ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅንባር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ብሃማስ ተታሒዞም ዝነበሩ ኣርባዕተ ዜጋታት መንዚዓ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ካብ 7 ጥቅምቲ 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ብሃማስ ተታሒዞም ዝነበሩ ኣርባዕተ ዜጋታት መንዚዓ። እስራኤል ኣብ ማእኸላዊ ጋዛ ብዘካየደቶ ወተሃደራዊ ወፍሪ ኢያ ነቶም ዜጋታት ካብ ኢድ ሃማስ መንዚዓ። እቶም ካብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ተዓጊቶም ተወሲዶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ተመሪቑ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል፣ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ካልኦትን ተረኺቦም። ነቲ ፋብሪካ ዝመረቑ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ጒያ “ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም” 23 ሰነ ክካየድ ኢዩ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጒያ “ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም” 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ዓብዪ ጒያ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኣብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ። እቲ ክታበት ካብ 3 ክሳብ 8 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ከምዝውሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኣተሓባባሪ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ መንጎ ዝዕደግ 19 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምጉዕዓዝ ኣብ ወደብ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ወደብ…