ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝቐረበሉ 971 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ረቂቕ በጀት 2017 ዓ.ም ብምዝታይ ብዝርዝር ንኽረአ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣ በጀትን ፋይናንስን መሪሑ።
እቲ ባይቶ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ÷ ሚኒስትር ገንዘብ…