Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኣገልግሎት ሳፋሪ ዝተቐየራ መኻይን ንመርአዪ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኣገልግሎት ምስክርካር ሳፋሪ ዝተቐየራ በዓል ሓደ ጋቢና ፒክ ኣፕ መኻይን ንመርአዪ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣረኪቡ። ቱሪዝም ኣብ ፕሮግራም ሪፎርም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ቅድሚት ካብ ዝተውሃቦም ዓውዲታት ሓደ…

ኣብ መንጎ ኢትዮ-ጂቡቲ ዝግበሩ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ርክባት ሓበራዊ ምርድዳእ ክብ ዘብሉ ኢዮም-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጂቡቲ መሃሙድ ዓሊ ዩሱፍ  ኣቢሉ ካብ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ  እስማኤል ዑማር ጉሌ ዝመፅአ መልእኽቲ ተቐቢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ከምዚ…

“ብዘተ ትድሓን ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ብዘተ ትድሓን ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ማሕበራት ፅንዓት ንኢትዮጵያን ሰላምን ሓድነትን ንኢትዮጵያን ብሓባር "ብምይይጥ ትድሓን ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ጉዳይ እቲ ሃገራዊ ዘተ ግንዛበ ዘጨብጡ መልእኽቲታት ኣብ…

ባንኪ ኣቢሲንያ “ኣሚን ኣዋርድ” ውድድር ፍፃመ ምህዞ ስራሕ 9 ሰነ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲንያ ንካልኣይ ግዘ ዘሰናድኦ “ኣሚን ኣዋርድ” ውድድር ፍፃመ ምህዞ ስራሕ 9 ሰነ ክካየድ ኢዩ። “ኣሚን ኣዋርድ” ፈታሒ ፀገም ውድድር ፈጠራ ምህዞ ዝኾኑ ሓሳባት ብልዑል ንሕንሕ እንተሳትፍ ምፅንሑ ተሓቢሩ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብቲ ውድድር…

መበል 27 ሰሙን መር ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ የሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ተቋሪፁ ዝነበረ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓል ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ቀትሪ…

ምምሕያሽ ታሪፍ ኤሌክትሪክ ንምግባር ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕያሽ ታሪፍ ኤሌክትሪክ ንምግባር ምድላው ይግበር ከምዘሎ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወ/ሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ፥ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ንዘቕርብኡ ኣገልግሎት መሰረተ ልምዓት ወፃኢ ብምሽፋን ተመጣጣኒ ትርፊ…

ብ1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንዝህነፅ ኩባንያ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ተገይሩሉ ንዝህነፅ ኩባንያ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሩ። ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ካሚል ኢብራሂም፣ ምክትል ዋና ፈጻሚ ስራሕ ኮርፖሬት…

መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳያት ዩክሬንን ጋዛን ንምዝታይ ተኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳያት ሃማስን እስራኤልን ከምኡውን ዩክሬንን ጋዛን ንምዝታይ ኣብ ጣሊያን ከምዝተኣከቡ ተገሊፁ። እቲ ኣኼባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። እቶም መራሕቲ ብዛዕባ ኲናታት፣ ቀረብ ሓይሊ…

2 ሺሕ ማእኸላት ጥዕና ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ 2 ሺሕ ማእኸላት ጥዕና ንምህናፅ ኣርባዕተ ትካላት ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምስነት ዝፈረሙ ትካላት÷ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን፣ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋን ምሕዝነት ንልምዓት ሩስያ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቶም ሙሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ዝተውሃቦም ብውፅታውነት ምስትምሃር፣ ብዘሕተሙዎም መፅናዕታዊ ፅሑፋት፣ ንማሕበረሰብ ብዘበርከቱዎ ኣካዳሚያዊ ኣገልግሎትን ኣብቲ…