Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ምዕራፍ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ  ጠመተ ዝወሃበሎም ዓበይቲ ዛዕባታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ምዕራፍ ዘተ ኣጀንዳ ከምዝኣከበ ይፍለጥ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ቀፃሊ እውን እዚ ከይዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ከይዲ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ…

ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ናይጄሪያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ፌዴራል ሪፐብሊክ ናይጄሪያ “ምሕላው ዓውዲ መዓድን ንዝተጠናኸረ ብሄራዊ ድሕነነት” ብዝብል ርእሲ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ። ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ ልውውጥ ልምዲ÷ ኢትዮጵያ ብዙሕ…

ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ይርከብ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ከምዝርከብ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓለዋ እቲ ክፍለ ጦር…

ክሳብ ሐዚ 620 ኣገልግሎታት መንግስቲ ናብ ዲጂታል ስርዓት ኣትዮም-ዶ/ር በለጠ ሞላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሀንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምስላጥ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ 620 ኣገልግሎታት መንግስቲ ናብ ዲጂታል ስርዓት ኣትዮም ከብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶ/ር በለጠ ሞላ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ልዕሊ 3 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 3 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር፥ እቶም ዜጋታት ኣድላዪ ከእለት ንክውንኑ ናይ ምብቃዕ…

2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ንዋገኦም ፍሪያታት ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፊ 10 ኣዋርሕ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ንዋገኦም ፍሪያታት ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ…

ካብ ተሓጋዛይነት ብምልቓቕ ሓደጋ ንምፅዋር ዘኽእል ጥንኩር ሃገራዊ ቁመና ንምፍጣር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ካብ ተሓጋዛይነት ብምውፃእ ብዓርሰ ዓቕሚ ሓደጋ ንምፅዋር ዘኽእል ጥንኩር ሃገራዊ ቁመና ንምፍጣር እናተሰርሐ ምዃኑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ…

ኣብዚ በጀት ዓመት ቀረብ እታወት ሕርሻን ሽፋን ዘርኢን ልዑል ለውጢ ዝተመዘገበሉ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ በጀት ዓመት ቀረብ እታወት ሕርሻን ሽፋን ዘርኢን ልዑል ለውጢ ዝተመዘገበሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ገምጋም ኣፈፃፀማ ናይ መወዳእታ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ…

እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ትግበራ ስግግር ፍትሒ ንምሕጋዝ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ፃዕሪታት ስግግር ፍትሒን ሃገራዊ ዘተን ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ኣሊሰን ብላክበርን…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴን ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራን ተፈራሪሞምዎ፡፡…