ማሕበረሰብ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ይግባእ -ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ሙስሊም መበል 1445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ይግባእ ከበል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ገሊፁ።
እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል…