Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

መዕርፎ ነፈርቲ ነቀምቴ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ ጉዲና ቱምሳ ነቀምቴ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ተረኺቦም፡፡…

ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማታት ኣዳማን ቢሾፍቱን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማታት ኣዳማን ቢሾፍቱን ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ ኣብተን ከተማታት እናተኸበረ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡

በዓል ዒድኣ ል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ሰላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምኽባር…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ሰላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ ኣብ ስታዲየም ጅግጅጋ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፓርቲ ብልጽግና ናብ ሩሲያ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፓርቲ ብልጽግና ናብ ሩሲያ ከተማ ቭላዲቮስቶክ ኣቲዩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ባህርዳር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ባህር ዳር፣ ጎንደር፣ ደሴን ወልዲያን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ከተማ ባህርዳር÷ ሰላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ…

መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ/ዓረፋ/ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ ሃገር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ህዝበ ሙስሊም ኣብ በዓል ዒድ ኣል ኣደሃ/ኣረፋ ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ከሕልፎ ይግባእ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃረር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክልል ኣብ ከተማን ገፀርን ከተማታት ዝርከቡ ተኸተልቲ እቲ እምነት ካብ ወጋሕታ ጀሚሮም ሃረር…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም  መልእኽቱ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ መበል 1 ሺሕን 445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ መልእኽቱ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ጌታቸው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ…