Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ቻይና ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ከምእትሰርሕ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምዃን ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ፃዕሪ ከምእትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን፥ ዩክሬን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ናብ ሩሲያ ካብ ዝተኻለሉ ክልላት ወተሃደራታ ምስ…

ብርካቦት ኦዲት ክምለስ ካብ ዝግበኦ ልዕሊ 443 ሚሊየን ብር ዝተመለሰ 11 ሚኢታዊ ጥራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)92 ትካላት ብመሰረት ርካቦት ኦዲት ክምልስኡ ካብ ዝግባእ ርእይቶ ዝተውሃበሉ ልዕሊ 443 ሚሊየንን 23 ሺሕን 846 ብር፣  23 ሺህ 55 ዶላር እቲ 11 ሚኢታዊ  ጥራሕ ከመዝተመለሰ ተገሊፁ። ዋና ኦዲተር ፌደራል መሠረት ዳምጤ፥ በቲ ቤት ዕዮአን…

ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ንምግታእ ባህሪ ሚዲያ እዚ እዋን ምግንዛብ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተላብዐ ዝመፅእ ዘሎ ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ንምግታእ ባህሪ ሚዲያ እዚ እዋን ምግንዛብ ከምዝግባእ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ገሊፆም። ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝምራሕ ጉጅለ…

ኣብ ክልል ትግራይ 400 ሺህ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ ዘድሊ 700 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) እቲ ልዕሊ 400 ሺሕ ኩንታል ንሓረስቶት ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ፡፡ ዝተረፈ 300 ሺሕ ኩንታል መዳበሪያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ክበፅሕ ኢዩ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ተወከልቲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ተወከልቲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ "ዝተወደበ ተሳትፎ ሲቪል ማሕበራት ንኩለመዳይ ምዕባለ“ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማና ምስ ዝርከቡ…

ኣብ ሓደ መዓልቲ ብዘጋጠሙ ክልተ ናይ ጃልባ ሓደጋታት 11 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጠረፍ ባሕሪ ጣልያን ትማሊ ብዘጋጠሙ ክልተ ሓደጋታት ጃልባ ብውሑዱ 11 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ልዕሊ 60 ናብ ዝኣተዉዎ ከምዘይተፈለጠ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ጥቓ ደሴት ላምፔዱሳ እናተገጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠማ ሓደጋ ምጥሓል ናይ 51 ተጓዓዝቲ…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህር ዳር  ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህር ዳር  ዕላዊ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ፕሮጀክት 22 ኪሎ ሜትሮ ልምዓት ኮሪደር ከምዝሽፍን ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ ምጅማር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ…

ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዓብዪ ገድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ተሳትፎ ህዝቢ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣረጋዊ በርሀን (ዶ/ር) ሓዊሱ ሓለፍቲ ትካላት መራኸቢ…

ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ኣብ ምሕንፃፅ ከይዲ ትኹረ አረገበረሎም ጉዳያት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ኣብ ምትእኽኻብን ምሕንፃፅን ከይዲ ብዙሓት ተግባራት ይውግን፡፡ ካብ መላእ ክፍሊታት እታ ሃገርን ካብ ዳያስፖራ ማሕበረሰብን÷ ግልፂ፣ መካተቲን መሳተፊን ብዝኾነ መልክዑ ዝተኣከቡ ኣጀንዳታት በቢብርኩ ናብ ቤት…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ የ2024 ሃራዊያን ጋንታታ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ መወዳእታ ፀወታ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብምዃኑ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ…