ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንታት ቱርኪን ሩሲያን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን÷ ፕሬዚዳንታት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ተገሊፁ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ፀብፃብ ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓቢሩ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጠንካራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣተገባብራ ናፃ ንግዲ ዞባ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ኣተገባብራ ናፃ ንግዲ ዞባ ዝጠመተ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዛንዚባር መበል 14 መድረኽ ዘተ ሚኒስትራት ንግዲ ኣፍሪካ እናተኻደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፉ ዝርከቡ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 24 ሚልየን ኩንታል ፍሪያት ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 24 ሚልየን ኩንታል ፍሪያት ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዋዕላ ፕሮግራም ተሳትፎኣዊ ሕርሻን ስግግር ክሌማዊ ለውጢን ኣብ ከተማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቤኒያሚን ኔታንያሁ ኣብ ጋዛ ዘሎ ውግእ ፍፃምኡ ከምዝተቓረበ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ሃገሮም ምስ ሃማስ ኣብ ጋዛ እናካየደቶ ትርከብ ልዑል ውግእ ፍፃምኡ ከምዝተቓረበ ገሊፆም። ኔታንያሁ ቻናል 14 ንዝተብሃለ ቴሌቪዥን እታ ሃገር÷ ኣብ ራፋህ ዘሎ ከቢድ ምዕራፍ ኲናት ከብቅዕ ከምዝኾነን ጦር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘቲዮም Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሑ። ኣምባሳደር ታዬ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ማህሙድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ከልቲኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንምምይያጥን ንዘተን ድሉው ምዃኑ ደጋጊሙ ገሊፁ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ተተሓሒዙ መንግስቲ ንምምይያጥ፣ ንዘተን ንዝርርብን ድሉው ምዃኑ ደጋጊሙ እናገለፀ ምፅንሑ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህር ዳር ''ሰላም ንኹሉ፤ ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሰላም ንኹሉ፣ ኩሉ ንሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ቢዝነስ ቲቦር ናዢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝበለፁ መገዲታት ኣየር ሓደ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ተተካኢ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝበለፁ መገዲታት ኣየር ሓደን ናቶም ቀዳማይ ሕሪያን ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ኣብ ማሕበራዊ…
ስፓርት ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሰዓት 4 ምሸት ዘካይድኡ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ጣልያን ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልቲኡ ዙር ብመሰረት ዝገበረቶ ፀወታታት ምድብ ክልተ፥ 3 ነጥቢ ብምውህላል…