ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን ንምዕባይ ስታርትኣፕን ስትራይድ ኢትዮጵያን ዕዙዝ ግደ ይፃወቱ ኣለዉ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን ንምዕባይ ስታርትኣፕን ስትራይድ ኢትዮጵያን ዕዙዝ ግደ እናተፃወቱ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን አብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ኣካላት ውልቀን…