ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሙሉእ ምድላው ትርከብ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሙሉእ ምድላው ትርከብ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ተተካኢ ሞተራይዝድ ሻለቃ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝበፅሐሉ በርኪ…