Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

መድረኽ ዘተ ዝኽረ-መቻል ካብ 1936 ክሳብ 2016 ዓ.ም ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ጋንታ ስፖርት መቻል ካብ ምስረትኡ ጀሚሩ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስፖርት ብመሰረት ዘመዝገቦም ዓወታት፣ ብዝነበሩ በድሆታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ጋንታ ካብ ወርሒ ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ “መቻል ለኢትዮጵያ” ብዝብል…

ተሓባቢርና እንተሰሪሕና ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንደቅና ከምእነረክብ ምንም ጥርጥር ኣይብሉን -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ደሴን ከባቢኣን ኣብ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓታት ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብታ ከተማ ምስ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ እውን…

ፅባሕ ዝካየድ ጒያ ጎደና ምኽኒያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ “መቻል ለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ጒያ ጎደና ምኽኒያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ . ካብ ብሔራዊ ቤተመንግስቲ ናብ መስቀል ኣደባባይ . ካብ ካዛንቺስ…

ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ፥ ብኻልኣይ ዲግሪ፣ ብደረጃ ኣርባዕተን ጥዕና ሳይንስን ኢሉ እውን ካልኦት ዓውድታት ትምህርቲ ዝሰልጠኑ…

ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ምክልኻልን ሴናተር ስቴፋኒያ ክራክሲ  ገሊፀን። ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር)ን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን…

“መቻል ን ኢትዮጵያ” ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"መቻል ን ኢትዮጵያ" ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽኒያት ብምግባር ኢዩ ክካየድ። መበገሲን መብሕን መስቀል ኣደባባይ ኣብ ዝገብር እቲ…

ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍትን ኣብ ክልላት ዝተመጣጠነ ምዕባለ ምርግጋፅን ንጠንካራ ፌዴራላዊ ስርዓት መሰረት ኢዮም- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍትን ኣብ ክልላት ዝተመጣጠነ ምዕባለ ምርግጋፅን ንጠንካራ ፌዴራላዊ ስርዓት መሰረት ኢዮም ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። “መሰረታዊ ዛዕባታት ፊስካል ፌዴራሊዝምን ጭቡጥ ኩነታት ኢትዮጵያን”…

ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሕቡራት ሃገራት ሓዊሱ፥ ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም እንትበፅሑ÷ ኣብ ግዚያዊ…

ፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኺፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳን ንፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ መሪቖም ከፊቶም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኅሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተሰናደአ ፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ÷ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ነበር ኮኸብ…