Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንመበል ሳልሳይ ዙር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንመበል ሳልሳይ ዙር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ 13 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናይ ፅዋዕ ንሕንሓ ኣጠናኺራ፡፡ መቻል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሽመልስ በቀለ፣ ኣህመድ ረሺድ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)ን በረከት ደስታን ኣመዝጊቦምወን፡፡

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ዝኸፍአ ኲናት ክፅበያ ኢዩ – ኢራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ከቢድ ግብረ መልሲ ክፅበያ ኢዩ ክትብል ኢራን ኣጠንቂቓ። ኢራን እዚ ዝበለት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ኣብ ትሕዝቶ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሰፊሕ ወታደራዊ ወፍሪ ንምክያድ ከምዝተዳለወት ምግላፃ ስዒቡ…

ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማየ ዝኾነ ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ብምፅናሕ ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተዛዚሙ፡፡ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ሓዊሱ ሚኒስትር…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ መበል 29 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ…

ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰለጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ተመረቕቲ ተምሃሮ ብኮምፒውተር…

ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምስንዳእ ሕቶ ከምዘቕረበት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምስንዳእ ሕቶ ከምዘቕረበት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሕቶ ኢትዮጵያ ተቐባልነት ንኽረክብ ድማ ነበር ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ናይጄሪያ ዳንኤል ኣሞካቺን ንዋንኩ ካኑ ኣምባሰደራት ኢትዮጵያ ብምዃን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርናዮ ፃንሒት ዘሕጉስን እታ ሃገር እውን ኣብ ቅልጡፍ ለውጢ ትርከብ ምዃና ዝተገንዘብናሉ ኢዩ – ነበር ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርናዮ ፃንሒት ዘሕጉስን እታ ሃገር እውን ኣብ ቅልጡፍ ለውጢ ትርከብ ምዃና ዝተገንዘብናሉ ኢዩ ክብሉ ነበር ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ናይጄሪያ ገሊፆም። ነበር ኮኸብ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ ናይጄሪያ ንዋንኩ ካኑ ሓዊሱ ነበር ዓበይቲ ተፃወትቲ…

ምዕባለ ከተማ ደሴ ብቕልጡፍ ዕላዊ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ኣለዉ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ወሎ ኣብ ታሪካዊትን ፍልፍል ቆናጁን ከተማ ደሴ ንዝገበረልና ዝደመቐ ኣቀባብላ ልዑል ምስጋና ይግበኦ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥  …

ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ(ኤ ኤም ኤን)  ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ብሓዱሽ መልክዕ…