ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮ ብእዋኖም ንምቕባል ዘኽእል ምድላወን ከምዝዛዘማ ተገሊፁ Desta Sep 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንዘበነ ትምህርቲ 2017 ተምሃሮ ብእዋኖም ንምቕባል ዘኽእል ምድላወን ከምዝዛዘማ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ መራሒ ኣካያዲ ስራሕ ጉዳያት ኣካዳሚ እቲ ሚኒስቴር ኤባ ሚጀና (ዶ/ር)፥ ኣብ 2017 ዓ.ም ዩንቨርስታት ንፅርየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኢትዮጵያን ቻይናን ልምዲ ዝለዋወጥሉ መድረኽ ንክሰናዳእ ዘኽእል ስምምዕነት ተኻይዱ Desta Sep 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኢትዮጵያን ቻይናን ልምዲ ዝለዋወጥሉ መድረኽ ንክሰናዳእ ዘኽእል ስምምዕነት ተኻይዱ። ኣብ መንጎ ሚኒስቴራት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…
ስፓርት ኣብ መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Desta Sep 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ አብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሳውዝሃምፕተን ሰዓት 8፡30 ኣብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ከምዝረኻቡ እቲ መርሃ ግብሪ ይገልፅ። 11 ሰዓት ድማ፥ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ስርዓት ምሕደራ ማሕበራዊ ውሕስና ንምዝርጋሕ ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርበብ ሓበሬታ መሰረት ዝገበረ ዝተዋደደ ብሄራዊ ስርዓት ምሕደራ ማሕበራዊ ውሕስና ንምዝርጋሕ ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ኢንፎርሜሽንን (ኢመደኣ) ምስ ምምሕዳር ማሕበራዊ ውሕስና ሰራሕተኛታት ውልቀ ትካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ውልቀሰባት ክሲ ተመስሪቱ Desta Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ውልቀሰባት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ መጋባእያ ክሲ ተመስሪቱ። ዓቃቢ ሕጊ ዝተወደቡን ገበን ተሻጋሪ ጉዳያትን ሚኒስቴር ፍትሒ ኣብ መዝገብ ክሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዑል ሽልማት ትራንስፖርት ቱሪዝም ተዋሂቡዎ Desta Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቦትስዋና ጋቦሮኒ ኣብ ዝተሳለጠ ፎረም ኣመራርሓ ቱሪዝም ኣፍሪካ 2024 ልዑል ሽልማት ትራንስፖርት ቱሪዝም ተዋሂቡዎ እቲ ሽልማት ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ንምንገደኛታት ብምቕራብ ኢሉውን ኣብ ዘላቕነትን ሓለዋ ከባቢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ናይ ሽዱሽተ ዲፕሎማሰኛታት ብሪታኒያ ኣፍልጦ ሰሪዛ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብገበን ስለላ ዝጠርጠረቶም ሽዱሽተ ዲፕሎማሰኛታት ብሪታኒያ ኣፍልጦኦም ከምዝሰረዘት ኣፍሊጣ፡፡ ኣገልግሎት ፀፅታን ድሕንነትን ሩሲያ ኤፍ ኤስ ቢ÷ እቶም ዲፕሎማሰኛታት ድሕንነት ሩሲያ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ምንቅስቓስ እናገበሩ ከምዝነበሩ ኣፍሊጡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዘ መሰረት ዝገበረ ትልሚ ብምጥቃመይ ውፅኢታዊት ገይሩኒ – ተምሃሪት ሲፌኔ ተክሉ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዘ መሰረት ዝገበረ ትልሚ ብምጥቃመይ ውፅኢታዊት ገይሩኒ ክትብል ኣብዚ ዓመት መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 600 ነጥቢ 575 ውፅኢት ዘምፀአት ተምሃሪት ሲፌኔ ተክሉ ገሊፃ። ተምሃሪት ሲፌኔ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብ ዝገበረቶ ፃንሒት÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸቱ ከምዝተገብረ ተገሊፁ Desta Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸቱ ከምዝተገብረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣፈፃፅማ መደባት ትምህርቲ 2016 ዓ.ምን ቀፀልቲ ኣንፈታት 2017 ዓ.ምን…
ጥዕና እንታይነትን ሳዕቤንን ምልቆ ማህፀንን ፌስቱላን Desta Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ምልቆ ማህፀን (Pelvic Organ Prolapse) እንታይ እዩ? ናይ ማህፀን ፌስቱላ (Obstetric Fistula) ኸ እንታይ እዩ? ምልቆ ማህፀን (Pelvic Organ Prolapse) ማለት ኣካላት ማህፀን ካብ ንቡር ኣቀማምጣኦም…