Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2024

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ታሕሳስ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ወርሒ ሕዳር ብዝነበሮ ዋጋ ንክቕፅል ብመንግስቲ ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዎ ዝምድናን ገሊፁ። መዐደልቲ ነዳዲን ኩባኒያታትን ዘይግቡእ መጠን ነዳዲ ካብ ምሓዝን ወሰኽ ዋጋ ምግባርን ብምቑጣብ እቲ ውሳነ…

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወይቦ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወይቦ ተዓዚቦም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ኣብ ወረዳ ቦሎሶ ሶሬ ዝህነፅ ዘሎ እንትኸውን፥ ንወረዳታት ቦሎሶ ሶሬን ቦሎሶ ቦምቤን ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣማራፂ ሰላም ምቕባል ፈላጥነት ኢዩ-ጃል ሰኚ ነጋሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማራፂ ሰላም ምቕባል ፈላጥነት ከምዝኾነ ብምግንዛብ ኣብ ጫካ ዘለዉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ፃውዒት መንግስቲ ንክኽበሉ ነበር ላዕለዋይ ኣመራርሓ እቲ ሰራዊት ጃል ሰኚ ነጋሳ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ጃል ሰኚ ነጋሳ ልመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ…

ፌስቲቫል ፊልም ብሪክስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ መጀመሪ ፌስቲቫል ፊልም ብሪክስ ዝኾነ ፌስቲቫል ፊልምን ቴሌቪዥንን ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ። ጎፍ ኢንተርቴይመንት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ፣ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን፣ ኤምባሲ ቻይና…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ዝተረፉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ናብ ሰለማዊ ኣማራፂ ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኦሮሚያ ዝተረፉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ናብ ሰለማዊ ኣማራፂ ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞን ስምምዕነት ሰላም ብምኽታሞም ኣባላት እቲ ሰራዊት ናብ ካምፕ ምእታው…

ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምትራፍ ኣብ ወለዶ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምትራፍ ኣቐዲምካ ኣብ ወለዶ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ መበል 21 መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና "ስነ ምግባራዊ ትውልዲ ንኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብፓናል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኸበረ ይርከብ፡፡…

ኣየር ወለድ ጥሙር ጅግንነት ዝሓትት ዝዓዘዘ ወታደራዊ ሞያ ኢዩ – ብ/ጄ ከማል ኤቢሶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ቢሾፍቱ ብቑዕ ኣየር ወለዳት ኣብ ምፍራይ ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ እናተዋፀአ ይርከብ ክብሉ ምክትል ኣዛዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብርጋዲየር ጄኔራል ከማል ኤቢሶ ተዛሪቦም፡፡ ብ/ጄ ከማል ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…

ምስ ባዕዲ ነገር ተፀምቢሩ ናብ ሕብረተሰብ ክከፋፈል ዝነበረ በርበረ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣአበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተበላሸወን ባዕዲ ነገር ተሓዊሱዎን ናብ ሕብረተሰቡ ክከፋፈል ዝነበረ በርበረ ከምዝተትጋዘ ተገሊፁ፡፡ እቲ በርበረ ዝተትሓዘ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ 7 ከባቢ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ-ክርስቲያን ዝርከብ መኽዚን…

ቴክኒካል ኮሚቴ ትራንስፖርትን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ረቀቕ ስትራቴጂታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኒካል ኮሚቴ ትራንስፖርትን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ ትራንስፖርትን ኢነርጂን እዛ ኣህጉር ንምምሕያሽ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ረቀቕ ስትራቴጂታት ኣፅዲቑ። እቲ ኮሚቴ መበል ሳልሳይ ኣኼባ ሚኒስትራት ብኢንተርኔት ኣካይዱ። ኣካቢ እቲ መድረኽ ዘተ…

‹‹ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ? ንኡስ ተሓራሲ መሬት ዘለዎም ሓረስቶት 3.6 ሚሊየን ሄክታር ብምሕራስ 123 ሚሊየን ኩንታል እንተፍሪዩ ብመስኖ ካብ ዝተሓረሰ 2.9 ሚሊየን…