Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2024

ናይ ሕሶት መረዳእታ መንነት ዘሰናድእ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኤጀንሲ ሲቪል ምዝገባን ኣገልግሎት ነባርነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናዳለወ ንሰባት እናሃበ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ፡፡ እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ናብቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ዘበናዊነት እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ምስሊ፣ ዘበናዊነትን ናብራ ነበርቲን እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሸውዓተ ቃላያት…

ን160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲድ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምውፋር ስራሕ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ዝተፈላለያ…

በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ፡፡ እቲ በዓል ብኣተሓባባራይነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብኣሰናዳኣይነት ክልል…

አትሌት ድርቤ ካብ ፅገ ገብረሰላማን ሓጎስ ገብረህይወትን ብምቕፃል ኣብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ መድረኽ ውድድር ውልቀ ኣብ ዝኾነ ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ኩንትራት ፈሪማ፡፡ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ብ1 ሺሕም 500 ሜትሮ ርሕቐት ብምውድዳር ትፍለጥ ኣትሌት ድርቤ ኣብ 2025 ኣብ ኣሜሪካ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ብምሃብ ይስራሕ ምህላዉ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ልምዓት ሆርቲካልቸር እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይለ ታደለ ንፋና ዲጂታል…

ገበን ግብረ ራዕዲ ዝፈፀሙ ውልቀሰባት ክሳብ 23 ዓመት ብዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌን ከባቢኡን ገበን ግብረ ራዕዲ ዝፈፀሙ ውልቀሰባት ካብ 1 ዓመትን 6 ኣዋርሕን ክሳብ 23 ዓመት ብዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎም። ኣብ ለዕሊ እቶም ውልቀ ሰባት ውሳነ ዝተውሃበ ኣብቲ ዝተገለፀ ከባቢ…

ብብር 28 ሚሊየን ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ ተሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ደጋሃቡር ብብር 28 ሚሊየን ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽከብ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)ን ርእሰ…

ብባንክ ዓለም ብዝተረኸበ ገንዘብ ዝተሃነፃ ኣብያተ ትምህርቲ ተመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ሓውዜን ካብ ባንክ ዓለም ብዝተረኸበ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ፕሮጀክት ሕቡራት ሃገራት (UNOPS) ዝተሃነፃ ኣብያተ ትምህርቲ ተመሪቐን። እተን ኣብያተ ትምህርቲ ማርያም ዛላን መጋብን እንትኾና፥ ፣ ብድምር 4 ብሎክ…

ኣብ ሰላም ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰላምን ሓድነትን ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። ኩሉ ሰብ ዘለዎ ኣፈላላይ ብምሓዝ ተኸባቢሩ ምንባር መግለፂ ቅኑዕ ሰብነት ከምዝኾነ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሀን ቀሲስ…