Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2024

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት  ምስረታ በዓል ፓርቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት  ምስረታ በዓል ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ። እቲ ተመክሮ፥ ኮሚሽነራት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ኣብ ቻይና ቤይጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ድሕንነት ህዝቢ ዋና ከተማታት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሞንሮቪያ ዝገብሮ በረራ ዳግም  ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ላይቤሪያ ሞንሮቪያ ዝገብሮ በረራ ዳግም  ጀሚሩ። ኣብ መርሃ ገብሪ እቲ ምጅማር፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው፣ ኣምባሳደር ላይቤሪያ ኣብ ኢትዮጵያሉዊስ ሻሬንን ካልኦት ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን መገዲ…

ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ለንደን ክካየድ ኢዩ።…

ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣቀባብላ ይግበረሎም ምንባሩ ይዝከር። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ…

ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራን ከተማ ጎንደርን ተሳቲፎም። ብምናለ ኣየነው

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ጂን ሊኩን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ባንኪን ክህሊ ብዛዕባ…

ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዕዳጋ ዝኣተዋ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ጠለበን እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዕዳጋ ዝኣተዋ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ብተጠቀምቲ ጠለበን እናወሰኸ ምምፅኡ ኣቕረብቲ ተሸከርከርቲን ተጠቀምቲን እታ ከተማ ገሊፆም። ዓቕሚ ምክልኻል ብኽለት ድምፂ እተን ተሽከርከርቲ ኣብ ዕዳጋ ተመረፅቲ  ንኽኾና…

ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይን ኤክስፐርታይዝ ፍራንስን  ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ፡፡ ብቑዓት ሰብሙያ ብምፍራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሞያ ክዋፈሩ ንምግባርን ሰብኣዊ ልምዓት ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት ከምዝኾነ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ፡፡ እቲ ሓይሊ ኣየር "ዝተኸበረት ሃገር ዘይድፈር ሓይሊ ኣየር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 89 በዓል መዓልቲ ምስረታኡ እናኽበረ ይርከብ። እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ኣብረርቲ፣…