Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2024

ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማና ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ  – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ኣብ ሞንጎ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላተ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ  ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ፍፃመታት…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ኮሜሳ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናተሳተፈትሉ ትርከብ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ሓበራዊ ዕዳጋ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ኣብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀዋሚት ተፀዋዒት ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ…

ሚኒስቴር ጥዕና 100 ‘ሃርድ ቶፕ’ን 160 ‘ፒካፕ’ ተሽከርከርቲን ሓዊሱ 572 ሞተርሳይክላት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና 100 ‘ሃርድ ቶፕ’ን 160 ‘ፒካፕ’ ተሽከርከርቲን፣ 572 ሞተር ሳይክክላት፣ 2 ሺሕን 700 ኮምፒውተራት ሓዊሱ ሞባይል ክሊኒካት ንተፀዋዕቲ ትካላቱ፣ ንቢሮ ጥዕና ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ንሆስፒታላትን ሓገዝ ገይሩ፡፡ ዝተገበረ…

ኢትዮጵያን ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን መንግስቲ ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን ኣብ ዘፈር ውልቀ ዝስርሑ ስራሕቲ ንምቅልጣፍ ዝውዕል ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ገንዘብ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባሀር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ÷ ባህር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ሰዓት 10 ከምኡ እውን ሃድያ ሆሳእና ምስ ወላይታ ድቻ ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ፀወተአን…

ኣሊባባ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣካዳሚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ክኸፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሊባባ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ብኤሌክትሮኒክ ንግዲ(E- commerce) ስልጠና ንምሃብ ዘኽእሎ ግሎባል ኣካዳሚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝኸፍት ኣፍሊጡ። እቲ ኢኒሼቲቭ ምስ ማሕበር ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ…

ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና ዘለዋ ግደ ዲፕሎማሲ ክብ ብምባል ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና፣ ኣህጉርን ዓለም ለኸን ዘለዋ ግደ ዲፕሎማሲ ክብ ብምባል ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈሬዴሪኢ ጌዲኦን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ንሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን…

ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ትካል ኢኖቬሽን ሕጊ ሄግ ብምትሕብባር ምስ መሬት ዝተተሓሓዙ ጎንፂታት ንምፍታሕ ዘኽእል ልምዲን ተሞክሮን ዝሓዘ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተሰናዲኡ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ላዕወሎት…

ትካል ስነ ህዝቢ ውሕመ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስነ ህዝቢ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ። መተሓባበሪት UNFPA ጨንፈር ትግራይ ጆይሲ ፓክሊኪ÷ እቲ ትካል ኣብዚ ዓመት ውሽጢ ልዕሊ 4 ሚልዮን ዳላር ዝዋግኡ…

ፅሕተራታት ንምቑፃይ ናይ ውሽጢ ፀገም ምፍታሕ ይግባእ-ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጥሙ ፅሕተራታት ብሓፂሩ ንምቑፃይ ናይ ውሽጢ ፀገም ምፍታሕን ተሓባቢርካ ምስራሕን ከምዝግባእ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ሃገር ብምርካብ ኣብ…