Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2024

እግረኛ ሰራዊት እስራኤል ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ ናብ ሊባኖስ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ንሄዝቦላህ ንምጥቃዕ ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ እግረኛ ሰራዊታ ናብ ሊባኖስ ከምዘእተወት ኣፍሊጣ። እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ዝተገደበ ዒላማ ዘለዎ ናይ መሬት ልኡኽ በምባል ዝገለፀቶ ብእግረኛ ሰራዊታ ዝውገን ትልማ ዕላዊ ብምግባር…

ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ካብ 49 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ 802 ተወከልቲ ሕብረተሰብን 771 ተወከልቲ መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ ከካብ ወረዳኡ…

ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ እታወት ዘጓዓዕዛ 36 ዘበናዊ ከበድቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ኣብ ለሚ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ናብ ውሽጢ ሃገር እናእተዎም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ 330 ገልበጥቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ እተን 36 ኣብ ሳይት ከምዝበፅሓ ተገሊፁ። እተን ተሽከርከርቲ እታወት መዓድን ፍርያት ሲሚንቶ ካብ መፍረዪ ጣቢያ ናብ መኸዘኒ…