Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2024

ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ ብዙሕ ትፅቢት ከምዝግበር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብቶም መናእሰይ፦ ዝተፈላለዩ ውዳበታት ብምጥቃም ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምሀርቲን ከባቢ መንበሪ ኣባይቲን ብምእካብ ሓሳቦም ምክፋልን…

ፕሬዚዳንት ኢራን ናብ ኣሜሪካ ከቕንዑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢራን ማሱድ ፔዜሽኪያን ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ናብ ኣሜሪካ ከምዘቕንዑ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ ጉባኤ ብምርካብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ መደረ ክገብሩ ኢዮም ዝበል ትፅቢት…

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2024/25 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)36 ጋንታታት ኣውሮፓ ዘሳትፍ ሓዱሽ ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር ኤሲ ሚላን ኣብ ሜዳኣ ሳንሲሮ ምስ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ በብዙሓት ዘይተፈተወ እቲ ሓዱሽ ቅርፂ ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ÷ ብላዕለዎት…

ብመርበብ ሓበሬታ ዝፍፀሙ ምጭብርባራትን መከላኸሊ መገዲታትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርበብ ሓበሬታ (ኢንተርኔት) ዕለታዊ ምንቅስቓስ ህይወት ሰባት ካብ ዝቐየሩ ክስተታት ዓለም ሓደ ኢዩ፡፡ በዚ ድማ ብኦንላይን ዕድጊታት ይፍፀሙ፤ ልውውጣት ገንዘብ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንምፍፃም ብኣካል ምርካብ እንተየድለየ ዝፍፀሙ ጉዳያት…

በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ነይሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅ ዘበርከቱ ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ከምዝነበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምሕንያት ዝሓደሮም ሕማም ሓገዝ…

በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ሕማም ክትትል ሕክምና ክገብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮዽያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ መርኣያ ሰለማዊ ቃልሲ ፖለቲካ…

ኢትዮጵያ መትከላት ስምምዕነት ጀኔቫ ተኽብር ኢያ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 1949 ዓ.ም.ፈ ዝተፈተመ መትከላት ስምምዕነት ጀኔቫ ብኣግባቡ ተኽብር ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣርባዕቲኦም ስምምዕነታት ጄኔቫ  መበል 75 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብዚ እዋን ዓለም ለኸ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ቁፅሪ ወታደራት ሩሲያ ብ180 ሺሕ ንኽውስኽ ኣዚዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቁፅሪ ወታደራት እታ ሃገር ብ180 ሺሕ ንኽውስኽ ትእዛዝ ሂቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ቁፅሪ ወታደራት ሩሲያ ንምውሳኽ ዘኽእል ኣዋጅ ከምዝፈረሙ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ሓፈሻዊ…

ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንኽተተኣናግድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ኣብ ኢትዮጵያ ንኽካየድ ወሲኑ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ይኹን እምበር÷ እታ ሃገር ክተተኣናግድ…

ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ “ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም” ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ "ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም" ምድላው ተዛዚሙ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ። እቲ ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም ኣሰናዲእኻ ንምዝዛም ሓደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሒን ከምዝሰደ ተሓቢሩ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ…