Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2024

መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ዶ/ር መቅደስ ኣብ መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ጠመተ ብምግባር ንምዝታይ ኣብ ዝተዳለወ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚርና ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ        

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)፥ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ብምቕራፅ ከተማታት ንነበርተንን…

ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢን ዘላቒ ሸቶታት ልምዓትን ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እዚኦም ንምዕዋት ዘጋጠሙ ሕልኽላኻት ጠመተ ውሕመን ኣባል ሃገራትን…

ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ኣለዎ – ኣምበሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ከምዝግበኦ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ዴንማርክ መዘነኦም ላርስ ሎክ ራስምሰንን ምስ ከተባበሩት ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት…

ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዘበናዊ ከተማን መሰረተ-ልማት ቱሪዝምን ጭቡጥ ለውጢ ተርኢ ኣላ – ናይ ወፃኢ ሃገራት በፃሕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዘበናዊ ከተማን መሰረተ-ልማት ቱሪዝምን ጭቡጥ ለውጢ እናርአየት ከምትርከብ ናይ ወፃኢ ሃገራት በፃሕቲ ገሊፆም። ኣብ በዓል መስቀል 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተረኸቡ በፃሕቲ ወፃኢ ሃገራት÷ ኢትዮጵያ ዘደንቕ ባህሊ፣…

ፅጌ ዱጉማ አብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ አብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቕት 1 ደቒቕ 57 ሰከንድን 43 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድራ ብዓወት ዛዚማ፡፡

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኢንቨስት ንኽገብራ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኢንቨስት ንኽገብራ ፃውዒት ቀሪቡ። ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ሲራኩስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ሕርሻ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ትሳተፍ ኣላ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)…

ፀገማት ብመሰረት መስቀል ዘምሃረናብሰላም ማዕርነትን ፍቕሪን ምፍታሕ ይግባእ-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝፍትኑዋ ዘለዉ ፀገማት ብመሰረት መስቀል ዘምሃረና ብሰላም ማዕርነትን ፍቕሪን ምፍታሕ ይግባእ ክብሉ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ…

ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሙያን እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሙያን እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ገሊፆም። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ምስ ኣምባሳደር…